ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ኣሜሪካ ዘለዎ ርክብ ንክሕርፍፍ ባህጊ ኣይብላን-ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Jun 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ኣሜሪካ ዘለዎ ርክብ ንክሕርፍፍ ባህጊ ኣይብላን ክብል ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር አምባሳደር ዲና ሙፍቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ዴሞክራሲያዊ ምርጫ ንምክያድ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብ4 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዶላር 100 ሺሕ ኣባይቲ ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ Gebremariam Weldegerima Jun 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብ4 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዶላር 100 ሺሕ መንበሪ ሓባር ኣባይቲ ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን ተወካሊ ኩባኒያ 2000 ደቡብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ምስ ማረት ብምትሕብባር ንሓረስቶት ትግራይ 20 ትራክተራት ክድግፍ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2013 ዓ. ም(ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ(USAID) ምስ ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ብምትሕብባር ንሓረስቶት ትግራይ 20 ትራክተራት ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ። እተን ትራክተራት ኣብቲ ክልል ንዘጋጠመ ፀገም ንምፍታሕ ዝሕግዛ ከምዝኾና ዝገለፁ ላዕለዋይ በዓል ሞያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዘጋጠሙ ፀገማት ንምፍታሕ ብዕቱብ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዘጋጠሙ ፀገማት ንምፍታሕ ብዕቱብ እናተሰርሐ ምዃኑ ኣብ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ዴሞክራሲያዊ ሓድነት፣ ትምህርቲ ሕግ-መንግስቲን ህንፀት ሰላምን ገሊፁ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓደሽቲ ዝተሸሙ ኣምባሳደራት 10 ሃገራት ደብዳበ ሽመቶም ናብ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሓደሽቲ ዝተሸሙ ኣምባሳደራት 10 ሃገራት ደብዳበ ሽመቶም ሎሚ መዓልቲ ናብ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣቕሪቦም፡፡ ደብዳቤ ሽመቶም ናብ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዘቕረቡ፥ ኣምባሳደራት ካናዳ፣ እስራኤል፣ ባንግላዴሽ፣ የሞዛምቢክ፣ ናይጄሪያ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘዕግብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘመዝገቡ ኣባላትን ኣመራርሓታትን ሰራዊት ምክልኻል ስነ-ስርዓት ምልባስ መዓርግ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ መዓርግ መፅመንሒ ግዜኦም ዝሸፈኑን ዘዕግብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘመዝገቡ ኣመራርሓታት እቲ መምርሒ ስነ-ስርዓት ምልባስ መዓርግ ኣካይዱ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምልባስ መዓርግ፥ ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ዋና መተሓባበሪ ህንፀት ዓውዲ…
Uncategorized ብውዙዕ ሓበሬታ ህዝቢ ንምድንጋር ዝግበር ፈተነ ተቐባልነት ዘይብሉ ታራ ተግባር ኢዩ – ፓርቲ ብልፅግና Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብውዙዕ ሓበሬታታት ብምፍናው ህዝቢ ንምድንጋር ዝግበር ፈተነ ተቐባልነት ዘይብሉ ታራ ተግባር ከምዝኾነ ፓርቲ ብልፅግና ገሊፁ። እቲ ፓርቲ፥ ካብ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ልሒኹ ዝወፅአ ዘረባ ኣቦ መንበር ፓርቲ ብልፅግና ኣሲሎም ተማሂዙ ዝተለቐቐ ድምፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ምስ ሴናተር ጂም ኢንሆፍ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ምስ ሴናተር ኣሜሪካ ግዝኣት ኦክላሆማ ጂም ኢንሆፍ ተዛቲዮም። ኣብ እዋን ዘተኦም ድማ ኣብ ዞባዊን ሃገራዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ምዝታዮም ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ንምቅልጣፍ ንኢኮኖሚያዊ ዕቤትን ብሄራዊ ልምዓትን ኣድላዪ ከምዝኾነ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ምቅልጣፍ ንኢኮኖሚያዊ ዕቤትን ብሄራዊ ልምዓትን ኣድላዪ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ስለዝኾነ ድማ ኣብቲ ዓውዲ ኣብ ሽቶ ምዕባለ ኢትዮጵያ ትኹረት ዝገበረ ምዃኑ ኣብ ትዊተር ገፆም ፅሒፎም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ዘተ ኣፈፃፅማ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣንፈታት ብምሃብ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝሓለፉ ሰለስተ መዓልታት ኣብ ከተማ መቐለ ክካየድ ዝፀንሐ መድረኽ ዘተ ኣፈፃፅማ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣንፈታት ብምሃብ ተዛዚሙ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ዶክተር ኣብረሃም በላይ ኣብ ዝተረኸብሉ ዝተኻየደ እቲ…