ኢትዮጵያ “ንፀገም ኣፍሪካ ኣፍሪካዊ መፍትሒ” ኣብ ዝብል ሓሳብ ሙሉእ እምነት ከምዘለዋ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ገሊፀን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ “ንፀገም ኣፍሪካ ኣፍሪካዊ መፍትሒ” ኣብ ዝብል ሓሳብ ሙሉእ እምነት ከምዘለዋ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን።
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ብፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ፌሊክስ ሺሴኬዲ ምስ…