Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ዩኒቨርሲቲ መቐለ ስሩዕ ምምሃር ምስትምሃር ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ዩኒቨርሲቲ መቐለ ስሩዕ ምምሃር ምስትምሃር ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር አገልግሎት ተምሃሮ እቲ ዩንቨርስቲ ዶክተር ከሰተ ለገሰ ከምዝገለፅዎ፥ ትፅቢት ካብ ዝግበረሎም 13 ሺሕ ተምሃሮ እቶም ኣብዝሓ ብምሓዝ ኢዩ ምምሃር ምስምሃር ጀሚሩ።…

ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ መቐመጢኦም ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዝኾኑ ዓለም ለኸ ሚዲያታት ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ መብርሂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣6 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ መቐመጢኦም ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዝኾኑ 16 ዓለም ለኸን ናይ ውሽጢ ዓዲን  ሚዲያታት ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ መብርሂ ሂቦም። እቶም ኣምባሳደር ምስ ሱዳን ብዛዕባ ዘሎ ውጥጥ ዶብ…

ውሕመን ኣሜሪካን ኣብ ትግራይ ንዝግበር ምትካል እግሪን ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍን ምስ መንግስቲ ሓቢርካ ንምስራሕ ቁርፀኛታት ከምዝኾኑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት 5፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታትን(ውሕመ)ን ኣሜሪካን ኣብ ትግራይ ንዝግበር ምትካል እግሪን ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍን ምስ መንግስቲ ሓቢርካ ንምስራሕ ቁርፀኛታት ከምዝኾኑ ገሊፆም። ዋና ፀሓፊ ውሕመ አንቶኒዮ ጉተሬዝን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ…

ሃገረ ስብከት ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ትግራይን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ብዝተፈላለዩ ፀገማት ንዝተመዛበሉ ወገናት 15 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገረ ስብከት ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ትግራይን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ብዝተፈላለዩ ፀገማት ንዝተመዛበሉ ወገናት 15 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ። ቅዱስ ሲኖዶስ ኣብ ክልል ትግራይን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ብዘጋጠሙ እዋናዊ ፀገማት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት…

ኣብ ዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ መመዘኒ ዓለም ለኸ ትካላት ብምምላእ ናብ ትግራይ ብምኻድ ደገፍ ንምግባር ንዘመልከቱ 75 ኣባላት ፍቓድ ከምዝተውሃበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ መመዘኒ ዓለም ለኸ ትካላት ብምምላእ ናብ ክልል ትግራይ ብምኻድ ደገፍ ንምግባር ንዘመልከቱ 75 ኣባላት ፍቓድ ከምዝተውሃበ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ኣብቲ ክልል…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ያፕራክ አልፕ ተዛቲዮም። ኣብ ዝገበርዎ ዘተ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ጠንካራ ርክብ ከምኡውን ብዙሕ ኣጀንዳታት ተደጋገፈን…

ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ ሓዱሽ ዓመት ቻይና ኣመልኪቶም ነህዝብን መንግስቲን እታ ሃገር መልእኽቲ “እንኳዕ ኣብፀሐኩም”  ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት ቻይና ኣመልኪቶም ነህዝብን መንግስቲን እታ ሃገር መልእኽቲ “እንኳዕ ኣብፀሐኩም”  ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ቲዊተር ገፅ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ምስ…

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ብምድሃብ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀልን ውሕመን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ቀዋሚ መልእኽተኛ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ብምድሃብ ምስ ዳይሬክተር ኦፕሬሽን ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀልን ማእኸላይ ፍሉይ ኣማኻሪ ምጥፋእ ዘርኢ ውሕመን ብውልቀ ዘተ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ሶማሊያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ሶማሊያ ጄምስ ስዋን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ክልቲኦም ወገናት ኣብ ጉዳይ እቲ ዞባ ኣመልኪቶም ሓበሬታ ዝተለዋወጡ እንትኾኑ፥…