ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ህንፀት ምዕራፍ ሓደ መገዲ ኣዳማ-ኣዋሽ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima May 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2013 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ህንፀት ምዕራፍ ሓደ መገዲ ኣዳማ-ኣዋሽ ተኻይዱ። እቲ መገዲ ኣካል ኮሪደር ኢትዮ-ጅቡቲ ትራንስፖርት እንትኸውን፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ኣዳማ ኢዩ እቲ መርሃ ግብሪ ተኻይዱ። ኣዳማ ኣዋሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ገምጋም 6 ኣዋርሕ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ መድረኽ ገምጋም መደባት 6 ኣዋርሕን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ጀሚሩ። እቲ መድረኽ ሎሚ ድሕሪ ሰዓት ዝጀመረ እንትኸውን፥ ኣብቲ ክልል ዘሎ ኩነታት ፀፅታ፣ ኣወሃህባ ሓገዝ ንተመዛበልቲን ምክልኻል ቫይረስኮሮናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀንዲ ዘብዒ ሰላም፣ ደሕንነትን ህልውናን ህዝቢ ትግራይ-ባዕሉ ህዝቢ እዩ-ዶ/ር ኣብርሃም በላይ Gebremariam Weldegerima May 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ኣብርሃም በላይ፥ ቀንዲ ዘብዒ ሰላም፣ ደሕንነትን ህልውናን ህዝቢ ትግራይ ባዕሉ ህዝቢ እዩ ክብሉ ገሊፆም። ዶክተር ኣብረሃም ምስ ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ኣብ ዝነበረ ፃንሒት ኢዩ ነዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ብልፅግና ከካይዶ ዝፀንሐ ስሩዕ ኣኼብኡ ዛዚሙ Gebremariam Weldegerima May 29, 2021 0 ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ከካይዶ ዝፀንሐ ስሩዕ ኣኼብኡ ዛዚሙ ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ከካይዶ ዝፀንሐ ስሩዕ ኣኼብኡ ከምዝዛዘመ ኣቦ መንበር እቲ ፓርቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቲ ስሩዕ ኣኼባ “ንኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ድምፅና ንነፃነትና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ መላእ ሃገር ሰለማዊ ሰልፊ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)“ድምፅና ንነፃነትና ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ መላእ ሃገር ሰለማዊ ሰልፊ ፅባሕ ከምዝካየድ ተገሊፁ። እቲ ሰለማዊ ሰልፊ ሃገራው ወፃኢ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ኢድ ኣእታውነትን ፅዕንቶም ዝቃወም ከምዝኾነ ተሓቢሩ። መንግስቲ ኣሜሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውልቀ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ከተማታት ዘሎ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምፍታሕ ናይ ባዕሎም ኣስተዋፅኦ ከበርክቱ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima May 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጉንበቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብፍላይ ኣብ ዓበይቲ ከተማታት ዘሎ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምፍታሕ ውልቀ ሰብ ሃፍቲ ናይ ባዕሎም ኣስተዋፅኦ ከበርክቱ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣገንዚበን። ኣብ ኢትዮጵያ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምፍታሕ ዘዓለመ ባንኪ መንበሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወይዘሮ ኬሪያ ኢብራሂም ሓለዋ ምስክርነተን ተላዒሉ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪበን Gebremariam Weldegerima May 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ወይዘሮ ኬሪያ ኢብራሂም ሓለዋ ምስክርነተን ተላዒሉ ዳግም ናብ ቤት ፍርዲ ከምዝቐረባ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ገሊፁ። ወይዘሮ ኬሪያ ዛሬ የፌዴራል መጀመሪያ ደረጃ ፍርድ ቤት አራዳ ምድብ አንደኛ ጊዜ ቀጠሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ን22 ወረዳታት ልዕሊ 102 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ከምዝተባፅሐ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን እቲ ክልል ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima May 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ን22 ወረዳታት 102 ሺሕን 267 ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ከምዝተባፅሐ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ልምዓት ገፀርን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። እዋናዊ ኩነታት ክልል ትግራይ ኣብ ኣሰካፊ ኩነታት ከምዝርከብ ዝሓበረ እቲ ቢሮ፥ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼብኡ መክያድ ጀሚሩ። ኣቦ መንበር ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ከምዝበልዎ፥ እቲ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ብዙሓት ወሰንቲ ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ስሩዕ ኣኼብኡ ከካይድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ካብ ፅባሕ 19 ግንቦት 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ስሩዕ ኣኼብኡ ከካይድ ኢዩ። እቲ ኮሚቴ ኣብ እዋናዊን ሃገራዊን ዛዕባታት ብምዝታይ ዝተፈላለዩ ኣንፈታት ክህብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…