Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣብ ኒው ዮርክ ንግድብ ህዳሰ ድጋፍ ዝህብን ተኻታዒን ጉጅለ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት፣ 2013 (ኤ.ቢ.ሲ)ኣብ ኒው ዮርክ ንዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ድጋፍ ዝህብን ተኻታዒን ጉጅለ ምጥያሹ ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ታየ ኣፅቀስላሴ ኣብ ትዊተር ገፆም ገሊፆም። ብመርበብ ሓበሬታ ኣብ ዝተሳለጠ ኣብቲ ምጥያሽ ጉጅለ…

ብጀነራል ብርሃኑ ጁላ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብ ሕቡራት ዓረብ ኢሚሬታት ዓረብ ዑደት እናገበረ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዲሪኢ ብጀነራል ብርሃኑ ጁላ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብ ሕቡራት ዓረብ ኢሚሬታት ዓረብ ዑደት እናገበረ ይርከብ። ኢታማዡር ሹም ጀነራል ብርሃኑ ጁላ፥ ምስ ውሲ ወምበርን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ፍሉይ ወረዳ ኮንታ ንሆስፒታል ኮንታ ዝኸውን እምነ ኩርናዕ ኣምቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 የካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፍሉይ ወረዳ ኮንታ ንሆስፒታል ኮንታ ዝኸውን እምነ ኩርናዕ ኣምቢሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ ከምዝበልዎ፥ ሓደ ኣካል መኣዲ ንሃገር ኡዩ። ኣብ ክልተ ኣዋርሕ…

ሃላላ ኬላ ተዘሪቡ ዘይፅገብ ታሪክ ዘለዎ ከባቢ ኢዩ- ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሃላላ ኬላ ተዘሪቡ ዘይፅገብ ታሪክ ዘለዎ ከባቢ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መኣዲ ንሃገር መርሃ ግብሪ ምጅማር ቀዳማይ ምዕእኣፍ ህንፀት ፕሮጀክት ኮይሻ ብምርካብ መደረ ኣስሚዖም። ንሕን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መኣዲ ንሃገር ንምጅማር መርሃ ግብሪ ፕሮጀክት ኮይሻ ዞባ ዳውሮ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መኣዲ ንሃገር ንምጅማር መርሃ ግብሪ ፕሮጀክት ኮይሻ ዞባ ዳውሮ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ዞባ፣ ወረዳ ሎማ እንትበፅሑ ሕብረተሰብ እቲ ከባቢ ድሙቕ ኣቀባብላ ገይሩሎም። ኣብ ጣቢያ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣህመድ መኣዲ ንሃገር ጋህዲ ንክኸውን ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ኣመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣህመድ መኣዲ ንሃገር ጋህዲ ንክኸውን ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ኣመስጊኖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ''ግደኹም ንዘበርከትኩም ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወፃኢን ዘለኹም ኢትዮጵያውያን ልዑል ምስጋናየይ አቕርብ'' ኢሎም።…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ መርሃ ግብሪ መኣዲ ነሃገር ናይ ሰለስቲኦም መባፅሕቲታት ብመልክዕ ኤግዚቪሽን ንኽቐርብ ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ኣመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መርሃ ግብሪ መኣዲ ነሃገር ናይ ሰለስቲኦም መባፅሕቲታት ብመልክዕ ኤግዚቪሽን ንኽቐርብ ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ኣመስጊኖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ ንነዊሕ እዋን…

ቦርድ መረፃ ምስ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ንመረፅቲ ትምህርቲ መረፃ ንመሃብ ሰርተፊኬት ኣፍልጦ ምስ ዝተውሃቦም ሲቪል ማሕበረሰብ ይዛተ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ኣመራርሓታትን ኣባላትን ኣፍልጦ ዝተውሃቦም 65 ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ እናተሳተፉ ይርከቡ፡፡ ቦርድ…

መራኸብቲ ሓፋሽ ማሕበራዊ ምዝሕሓል ኣብ ዝረአየሉ እዋን ህዝቢ ምንቃሕ ግቡእ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ

አዲስ አበባ፣ የካቲት 12፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ማሕበራዊ ምዝሕሓል ኣብዝረአየሉ እዋን ህዝቢ ምንቃሕ ግቡእ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ኢቢሲ ኣብ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ጠቓቕማ ማስክ ብዝምልከት…

እቲ ጁንታ ኣብ ዱር ኮይኑ ንህዝቢ ትግራይ ንምድንጋር ዝገብሮ ፃዕሪ ኣይሳኻዕን – ሰራዊት ምክልኻል

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ጁንታ ኣብ ዱር ኮይኑ ንህዝቢ ትግራይ ንምድንጋር ዝገብሮ ፃዕሪ ከምዘይሳኻዕ ሰራዊት ምክልኻል ገሊፁ። ሽም ሰራዊት ምክልኻል ብምጥፋእ ኣብ ውሽጢ ህዝቢ ግርታ ንምእታው ዝንቀሳቐሱ መራኸብቲ ሓፋሽ ብሕጊ ከምዘሓትት እውን ኣፍሊጡ። ዋና…