ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ሙፍሪሃት ካሚል ምስ ምክትል ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ) ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፍሪሃት ካሚል ምስ ምክትል ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ጊልስ ሚካድ ተዛቲየን። እቶም መራሕቲ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ውፅኢታውን ደሕንነቱ ዝሓለወን ኣቕርቦት ሰብኣዊ ሓገዝ ብዝምልከት ምዝታዮም ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ማይካድራ ዝተፈፀመ ጭፍጨፋ ሙሉእ ውፅኢት ምርመራ ካብ ሓኻይም እንትግለፅ ዕላዊ ክግበር ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጭፍጨፋ ማይካድራ ካብ ሞንጎ ዝተሳተፉ 279 ተጠርጠርቲ ዘይተተሓዙ ሃዲንካ ናብ ሕጊ ንምቕራብ ስራሕቲ እናተሰርሑ ከምዝኾኑ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊን ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራልን ገሊፆም፡፡ ኣብቲ ዝተፈፀመ ጨፍጫፍ፥ መናእሰይ እቲ ከባቢ ሙሉእ ቀረብ ምግቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ እናተገበረ ዝርከብ ሰብኣዊ ሓገዝ ፖለቲካዊ ንምግባር ዝፅዕሩ ኣካላት ከምዘለዉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓፍቲ ስራሕ መንግስቲ ካውንስል ኣትላንቲክ ማእኸል ኣፍሪካ ኣብ ዘዳለዎ ዘተ መርበብ ሓበሬታ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኣብ ዘተሓሳሰቡ ጉዳያት ኣድሂቦም መብርሂ ሂቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጉዳይ ዶብ ኢትዮ-ሱዳን ዘተኮረ ዓውደ መፅናዕቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2013(ኤፍቢሲ)ኣብ ጉዳይ ዶብ ኢትዮ-ሱዳን ዘተኮረ ዓውደ መፅናዕቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። የኢትዮጵያ እና የሱዳን ድንበር ጉዳይን በሚመለከት ከጥር 19 እስከ 21 ቀን 2013 በአዲስ አበባ ዓውደ-ጥናት ተካሂዷል። እቲ ካብ 19 ክሳብ 21 ሕዳር 2013 ዓ.ም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ምስ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ተተሓሒዙ 349 ሰባት ትእዛዝ ማእሰርቲ ወፂኡሎም እቶም 124 ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)24 ትቅምቲ 2013 ዓ.ም ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ምስ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ተተሓሒዙ ፖሊስ ፌዴራልን ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊን ውፅኢት ምርመራ ብመግለፂ ዕላዊ ገይሮም። 349 ሰባት ትእዛዝ ማእሰርቲ ወፂኡሎም እቶም 124 ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ንኽይምለስ ተደምሲሱ ኢዩ – ሚኒስትር ምክልኻል ዶ/ር ቀነኣ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ንኽይምለስ ተደምሲሱ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ቀነኣ ያደታ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር፥ ብጉጅለ ህወሓት ልኡኽቶ ተዋሂቡዎም ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኢዶም ሂቦም ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ እዚ ደቡብ ስልጠና ተሃድሶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም ጉዳዮም ይረአ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም ጉዳዮም ይረአ ኣሎ። ኣብ ኢትዮጵያ ዕግርግር ብምቕስቃስ ሰባት ክቕተሉን ክመዛበሉን ካብ ምግባር ጀሚሩ ዘረፋ ዲፖታት ነዳዲ ምፍፃሞም ዘመላኽቱ መረዳእታታት ምእካቡ መርማሪ ፖሊስ ንመጋባእያ ገሊፁ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት መበል 26 ጉባኤ ለውጢ ከባቢ ኣየር ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት መበል 26 ጉባኤ ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣሎክ ሻርማ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ዑደት እቶም ፕሬዚዳንት ዝነኣዱ እንትኾኑ፥ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን እውን ኣብ ጉዳይ ለውጢ ከባቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 23 ጥሪ 2013 ዓ.ም ሰላማዊ ሰልፊ ንኸካይድ ኣፍልጦ ዝተውሃቦ ኣካል የለን – ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ 23 ጥሪ 2013 ዓ.ም ሰላማዊ ሰልፊ ንኸካይድ ኣፍልጦ ዝተውሃቦ ኣካል ከምየለ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ኣብቲ ዕለት ኣፍልጦ ዝተውሃቦ ሰልፊ ከምዘሎ ምምሳል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ዝጋዋሕ ሓበሬታ ሓሶት ከምዝኾነ እውን እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ም/ቀ/ሚን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ንሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን መንግስቲ ፌዴራል ሶማሊያ ሞሓመድ ኣብዲራዛቕ… Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ንሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን መንግስቲ ፌዴራል ሶማሊያ ሞሓመድ ኣብዲራዛቕ ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም። ኣይተ ደመቀ፥ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ጥንኩር ርክብ ዘለወን፣…