ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ወታደራዊ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪመን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢታማዡር ሹማት ኢትዮጵያን በደቡብ ሱዳንን ወታደራዊ ስምምነት ተፈሪሙ፡፡
ብላዕለዋይ ኢታማር ሹም ደቡብ ሱዳን ጀኔራል ጆንሰን ጁማ ኡኮት ዘውተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ላዕለዎት መኮንናት ሰራዊት ምክልኻል ደቡብ ሱዳን፥ ትማሊ ምስ ኢትዮጵያ…