ኮሚቴ ሚኒስትራት ማእኸል ምትሕብባር ብሄራዊ ህፁፅ እዋን ኩለ መዳይ ወሃቢ መልሲ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኮሚቴ ሚኒስትራት ማእኸል ምትሕብባር ብሄራዊ ህፁፅ እዋን ኩለ መዳይ ወሃቢ መልሲ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣካይዱ።
እቲ ኮሚቴ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ከይዲ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንዝተፈጠሩ ሰብኣዊን ማሕበራዊን ፀገማት ኣወሃህባ ምላሽን ተግባራትን ከምኡ እውን ዝተጎድኡ…