Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣብ ክልላት ትግራይን ቤኒንሻንጉልን ዝተመዛበሉ ወገናት ንጥያሽ ዝውዕል ሒሳብ ቁፅሪ ባንኪ መተኣኻኸቢ ሓገዝ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ክልላት ትግራይን ቤኒንሻንጉልን ዝተመዛበሉ ወገናት ንጥያሽ ኣብ ዝገብሮ ፃዕሪ ንምድጋፍ ዝውዕል ሒሳብ ቁፅሪ ባንኪ መተኣኻኸቢ እቶት ዕላዊ ገይሩ። ሓገዝ ንምትእኽኻብ ብተደጋጋሚ ሕቶ እናቐረበ ከምዝነበረ ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ።…

ኣብ መላእ ትግራይ ዳግም ኤሌክትሪክ ተቛሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተረፍምረፍ እቲ ጁንታው ኣብ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ብፈፀሙዎ መጥቃዕቲ ኣብ መላእ ትግራይ ዳግም ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ተቛሪፁ። ዓዲ ጉዱም ኣብ ዝበሃል ከባቢ ካብ ኣላማጣ- መኾኒ- መቐለ ኣብ ዝተዘርገሐ ልዑል መተሓላለፊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ…

ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ህንዲ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ህንዲ ኣብህንዲ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ፎረም ድማ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ እናተሳተፈ ይርከብ፡፡ እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀ/ሚ ኔዘርላድስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኔዘርላድስ ማርክ ሩት ተዛቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይን ማርክ ሩትን ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት እተን ሃገራት ኢዮም ተዛቲዮም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብቲ እዋን ዘተ፤ ብዛዕባ…

እዋን ቆፀሮ ምርመራ ኣርባዕተ ላዕለዎት መኮንናት ጦር ተቛሪፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ምርመራ ገበን ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ሕገ-መንግስ ብምፍራስ፣ ሚኒሻ ብምስልጠንን ሚኒሻታት ብምውዳብን ኣብ ናይ ቅድሚ ሕዚ እዋን ቆፀሮ ብህወሓት ተገዲድና ኣቲና ኢሎም ንመጋባእያ ዝገለፁ ኣርባዕተ መኮንናት ጦር እዋን ምርመራ ቆፀሮኦም ተቛሪፁ።…

20 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ዝኾን ስርናይ ናብ ክልል ትግራይ ተጓዒዙ – ኮሚሽን ብሄራዊ ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ብሄራዊ ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ምስ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ብምውዳድ እናሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይተ ደበበ ዘውዴ ንፋና ብሮድካስተንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ 20 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ዝኾን ስርናይ ናብ…

ጃፓን ኣብ ክልል ትግራይ ጉድኣት ንዝበፅሖምን ዝተመዛበሉ ወገናትን ዝውዕልን 265 ሚሊየን ብር ሓገዝ ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጃፓን ኣብ ክልል ትግራይ ጉድኣት ንዝበፅሖምን ዝተመዛበሉ ወገናትን ዝውዕልን 265 ሚሊየን ብር ሓገዝ ዕላዊ ገይራ። እቲ ሓገዝ ብዋንኡ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ተጠቀምቲ ዝገብር ከምዝኾነ እውን ኤምባሲ ጃፓን ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሓገዝ ብሓፈሻ ብር…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ዕላዊ ዑደት ንምግባር ናብ ህንዲ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዕላዊ ዑደት ንምግባር ናብ ህንዲ ኒው ደልሂ ኣቲዮም። ኣብ ህንዲ ኣብ ዝህልዎም ናይ ኣርባዕተ መዓልቲ ፃንሒት፥ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኤስ. ጄሻንክራ ኣብ…

መንግሳታት ኢትዮጵያን ሱዳንን ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢን ታሪኽን ክልቲአን ሃገራት መሰረት ዝገበረ ስምምዕነት ክገብራ ይግባእ- ሙሁራት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዳይ ዶብን ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዘድሃበ ዘተ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ተኻይዱ። ኣብቲ ዘተ መምህራን ዩኒቨርሲቲ ጎንደርን ካብ ዩኒቨርሲቲ ካርቱምን ዝመፅኡ ሙሁራን ተሳቲፎም። ካብ ክልቲኦም ዩኒቨርሲቲታት ዝመፅኡ ክልተ…

ም/ቀ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ኣብ ህንዲ ዑደት ክገብሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ኣብ ህንዲ ዑደት ክገብሩ ኢዮም። ኣይተ ደመቀ ክሳብ ዝቕፅል ዓርቢ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ኣብ ዝተፈላለዩ ስነ-ስርዓታት ክሳተፉ ኢዮም ዝብል ትፅቢት…