ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ናይ ሓሶት ሓበሬታ ዝውዝዑ ኣክቲቪስታት ካብ ተግባሮም ንክቑጠቡ ኣተሓሳሲሲቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ናይ ሓሶት ሓበሬታ ዝውዝዑ ኣክቲቪስታት ካብ ዘይሕጋዊ ተግባሮም ንክቑጠቡ ኣተሓሳሲሲቡ።
ሓሳቦም ብነፃነት ናይ መጥቃም መሰሎም ብዘይኣጋባብ ብምጥቃም ኣገልግሎት ብዝምልከት ናይ ሓሶት ሓበሬታ…