Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ወለጋ ዘይፅገብ ፍቕሪን ከባቢ ልምዓትን ከምዝኾነ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ህንፀት ኣስፓልት ደምቢዶሎ- ሙጊ- ዶላ ኣጀሚሮም። ወለጋ ዘይፅገብ ፍቕሪን ከባቢ ልምዓትን ከምዝኾነ ገሊፆም። ኣብቲ መርሃግብሪ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን…

ኣብ ትግራይ ሰላምን ምርግጋዕን ንከይህሊ ዝንቀሳቐሱ ዝተወሰኑ ኣባላት ዲያስፖራ ካብ ተግባሮም ክቑጠቡ ይግባእ-ዶክተር ሙሉ ነጋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ሰላምን ምርግጋዕን ንከይህሊ ዝንቀሳቐሱ ዝተወሰኑ ኣባላት ዲያስፖራ ካብ ተግባሮም ክቑጠቡ ይግባእ ክብሉ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ሙሉ ነጋ ገሊፆም። እቶም ኣባላት ዳያስፖራው፥ መንግሥቲ ኣብ ትግራይ ክልል…

ቀ/ሚ ኣቢይን ም/ቀ/ሚ ደመቀን ህንፀት ኮንክሪት መገዲ ኣስፓልት ደምቢዶሎ- ሙጊ- ዶላ ኣስፓልት ንምጅማር ድምቢዶሎ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር  ኣቢይ ኣሕመድን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነንን ህንፀት ኮንክሪት መገዲ ኣስፓልት ደምቢዶሎ- ሙጊ- ዶላ ኣስፓልት ንምጅማር ድምቢዶሎ ኣቲዮም። እቲ መገዲ 50.9 ኪሎ ሜትር ንውሓት ዘለዎ…

ዩኒቨርሲቲ መቐለ ስሩዕ ምምሃር ምስትምሃር ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ዩኒቨርሲቲ መቐለ ስሩዕ ምምሃር ምስትምሃር ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር አገልግሎት ተምሃሮ እቲ ዩንቨርስቲ ዶክተር ከሰተ ለገሰ ከምዝገለፅዎ፥ ትፅቢት ካብ ዝግበረሎም 13 ሺሕ ተምሃሮ እቶም ኣብዝሓ ብምሓዝ ኢዩ ምምሃር ምስምሃር ጀሚሩ።…

ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ መቐመጢኦም ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዝኾኑ ዓለም ለኸ ሚዲያታት ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ መብርሂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣6 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ መቐመጢኦም ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዝኾኑ 16 ዓለም ለኸን ናይ ውሽጢ ዓዲን  ሚዲያታት ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ መብርሂ ሂቦም። እቶም ኣምባሳደር ምስ ሱዳን ብዛዕባ ዘሎ ውጥጥ ዶብ…

ውሕመን ኣሜሪካን ኣብ ትግራይ ንዝግበር ምትካል እግሪን ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍን ምስ መንግስቲ ሓቢርካ ንምስራሕ ቁርፀኛታት ከምዝኾኑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት 5፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታትን(ውሕመ)ን ኣሜሪካን ኣብ ትግራይ ንዝግበር ምትካል እግሪን ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍን ምስ መንግስቲ ሓቢርካ ንምስራሕ ቁርፀኛታት ከምዝኾኑ ገሊፆም። ዋና ፀሓፊ ውሕመ አንቶኒዮ ጉተሬዝን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ…

ሃገረ ስብከት ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ትግራይን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ብዝተፈላለዩ ፀገማት ንዝተመዛበሉ ወገናት 15 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገረ ስብከት ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ትግራይን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ብዝተፈላለዩ ፀገማት ንዝተመዛበሉ ወገናት 15 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ። ቅዱስ ሲኖዶስ ኣብ ክልል ትግራይን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ብዘጋጠሙ እዋናዊ ፀገማት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት…

ኣብ ዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ መመዘኒ ዓለም ለኸ ትካላት ብምምላእ ናብ ትግራይ ብምኻድ ደገፍ ንምግባር ንዘመልከቱ 75 ኣባላት ፍቓድ ከምዝተውሃበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ መመዘኒ ዓለም ለኸ ትካላት ብምምላእ ናብ ክልል ትግራይ ብምኻድ ደገፍ ንምግባር ንዘመልከቱ 75 ኣባላት ፍቓድ ከምዝተውሃበ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ኣብቲ ክልል…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ያፕራክ አልፕ ተዛቲዮም። ኣብ ዝገበርዎ ዘተ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ጠንካራ ርክብ ከምኡውን ብዙሕ ኣጀንዳታት ተደጋገፈን…