Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ትውልዲ ኣብ ሓበራዊ ምኽረ ሓሳብ ንምብፃሕ ድሉው ክኸውን ኣለዎ – ዋና ኮሚሽነር መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትውልዲ ንምዝርራብን ኣብ ሓበራዊ ምኽረ ሓሳብ ንምብፃሕም ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ድሉው ክኸውን ኣለዎ ኢሎም ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)። እቶም ዋና ኮሚሽነር ምስ ፋና ፖድካስት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት…

በዓል ኣሸንዳ ኣብ ከተማ መቐለ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ኣሸንዳ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ "ኣሸንዳ መሰረት ሰላም፣ ሓድነትን ተስፋን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብድምቀት እናተኸበረ ይርከብ፡፡ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ከምዝገለፆ ኣብ ከተማ መቐለ እናተኸበረ ዝርከብ በዓል ኣሸንዳ ሕድሕድ…

በዓል ኣሸንዳ ኣብ ትግራይ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ኣሸንዳ 2017 ዓ/ም ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ዓብይ ዓዲ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብ’ቲ በዓል፥ ላዕለዎት ሰብ መዚ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ተረኺቦም። እቶም ኣጋይሽ ኣብ ከተማ ዓብዪ ዓዲ እንትበፅሑ ብህዝቢ እታ ከተማን ደቂ…

ሽም ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ዘበረኸ ሓምለዋይ ኣሰር

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓምለዋይ ኣሰር ክሊማዊ ለውጢ ኣብ ምክልኻል፣ ኢኮኖሚን ፍሪያትን ኣብ ምውሳኽ ሽም ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ዘበረኸ ተግባር ኢዩ ኢሎም ምሁራን። ኣብ ሚኒስቴር ግብርና መራሒ ኣፈፃሚ ስራሕ ሓለዋን ኣጠቓቕማን ልምዓት ሃፍቲ ተፈጥሮ ፋኖሴ መኮነን…

ናይ ትሪሊየን ዶላር ዕዳጋታትን ናይ ንቑሕ ዜጋ ግደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያውያን ዝተፈላለዩ ሃሽታጋት ብምጥቃም ንሃገሮም ኣምበሳደር ክኾኑ ትፅቢት ይግበረሎም። ዓለም ለኸ ትካል መፅናዕቲ ክመ ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2030 ብብርኪ ዓለም ብዑደት ቱሪዝም፣ ፋሽን ኢንዱስትሪ፣ ምትእንጋድ ኣኼባን ባህላዊ ምግቢታትን ናይ…

ባህላዊን ሃይማኖታዊ ክብሪታትና መርኣያ ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ኢዮም።

ባህላዊን ሃይማኖታዊ ክብሪታትና መርኣያ ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ኢዮም። ብዙሕነትን ህብረ ብሄራዊ ሓድነትን መግለፂኣ ዝኾነት ኢትዮጵያ ወናኒት ምዝዛም ክረምቲ ዘብስሩ ትውፊታት ኢያ። ካብ መፋርቕ ወርሒ ነሓሰ ጀሚሩ ደናግል ጎራዙ ናብ ኣደባባይ ብመውፃእ ዘስመዐኦም ህብረ ዝማሬታት ኣብ ሰሜን ክፋል…

ቅነ ኣሸንዳ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቅነ ኣሸንዳ ኣብ ትግራይ ካብ 16 ነሓሰ ክሳብ 16 መስከረም ብዝተፈላለዩ ስነ ስርዓታት ኢዩ ይኽበር። ብባህላዊ መመላኽዒ ዝያዳ ፀቢቐንን ማዕሪገንን፣ ጋመ ተቖኒነን፣ ኩትሻ ኣብ እዝነን ሕንቆ መስቀልን ባቡር መስቀልን ኣብ ክሳደን ገይረን፣ ኮንጎ…

ምጣነ ተወሳኺ እሴት ታክስ 15 ሚኢታዊ ኮይኑ ንኽቕፅል ተወሲኑ – ሚኒስቴር ገንዘብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ገንዘብ ብመሰረት መመሓየሺ ኣዋጅ ተወሳኺ እሴት ምጣነ ተወሳኺ እሴት ታክስ 15 ሚኢታዊ ኮይኑ ንኽቕፅል ተወሲኑ  ኢሉ፡፡ ነባር ኣዋጅ ተወሳኺ እሴት ታክስ ካብ ምጣነ ወፃእ ካልኦት መመሓየሺታት ብምክታት ድሕሪ ልዕሊ 3 ዓስርተ ዓማውቲ…

ኩለመዳይ ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ብዝሐሸ ትግሃትን ቆራፅነትን ምስራሕ ይግባእ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩለመዳይ ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ኩሎም ኣመራርሓን ኣባላትን ብዝሐሸ ትግሃትን ቆራፅነትን ክሰርሑ ይግባእ ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ሴሞክራሲን ም/ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብሕልፈት ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣11 ነሓሰ ፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብሕልፈት ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም:: እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ዘሕለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዘመናዊ ታሪክ ስነ ጥበብ ዓብዮ ኣሰር ዘንበሩ…