ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማዊት እመቤት ብምዃን ኣብ ቤት ትምህርቲ ዓይነ ስዉራን ሼይካ ፋጢማ ቢን መብሩክ መኣዲ ኣካፊሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ቤት ትምህርቲ ዓይነ ስዉራን ሼይካ ፋጢማ ቢን መብሩክ ብምርካብ መኣዲ ኣካፊሎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ሓበሬታ÷ “ኣብ…