ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ዋና ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ሄንሪታ ፎር ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል መድሕን ህፃናት (ዩኒሴፍ)ሄንሪታ ፎር ጋር ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልል ትግራይ ማእኸል መተሓባበሪ ሰብኣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ ብር 71 ሚሊየን ዋጋ ዘለዎም ኣፋውስን እታወታት ሕክምናን ናብ ትግራይ ተላኢኾም ይከፋፈል ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና፣ ኤጀንሲተዛቱን ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይን ምስ ሰብኣዊን ኣጋራት ልምዓትን ብምትሕብባር ኣብ ክልል ትግራይ ሓገዝን መሊስካ ምጥያሽን እናሰርሑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ኣብ ዝተጎድኡ ከባቢታት ዘሎ ሕብረተሰብ ቅድሚ ኩሉ ድሕንነቱን ጥዕናኡን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ን 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሰባት ሓገዝ ንምሃብ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ከምእተገበረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ን 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሰባት ሓገዝ ንምሃብ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ከምእተገበረ ተገሊፁ ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ድልውነትን ገሊፁ። ኮሚሽነር ምትኩ ካሳ፥ ኣብቲ ክልል ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ቅድሚ ምጅማሩ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ ትምህርቲ መረፃ ንመሃብ ሕቶ ኣፍልጦ ንዘቕረቡ ሲቪል ማሕበራት ቀዳማይ ዙር ኣፍልጦ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ትምህርቲ መረፃ ንመሃብ ሕቶ ኣፍልጦ ንዘቕረቡ ሲቪል ማሕበራት ቀዳማይ ዙር ኣፍልጦ ከምዘሃበ ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ ንመረፅቲ ትምህርቲ ዘምህሩ ማሕበራት ኣፍልጦ ንመሃብ ብዝገበሮ ፃውዒት መሰረት ብምግባር ሲቪል ማሕበራት ምልክታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር ኣብረሃም በላይ ኣካቢ ቦርድ ግዜኢ ኮይኖም ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሳይንስን ቴክኖሎጂን ፌዴሪኢን ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ትግራይን ዶክተር ኣብርሃም በላይ ኣካቢ ቦርድ ግልጋሎት ዜና ኣገልግሎት(ግዜኢ) ብምዃን ተሸይሞም። እቲ ሹመት ብቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ዝቐረበ እንትኸውን፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሞት ዜጋታት፣ ምምዝባልን ንብረት ምዕናውን ጠጠው ዝብለሉ ኩነታትን ዝተጎድኡ ወገናት ብዘላቐነት ክጣየሹ ንምግባርን ዝሰርሕ ጉጅለ ንኽጣየሽ ውሳነ ተመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት 8ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣካይዱ። ኣብ ኣኼቡኡ ድማ ኣብ ዞባ መተከል ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝረአ ሞት ዜጋታት፣ ምምዝባልን ምዕናው ንብረት፣ ጠጠው ዝብለሉ ኩነታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ረቂቕ መምርሒ ቦርድ መረፃ ዘድሃበ ዘተ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ረቂቕ መምርሒ ቦርድ መረፃ ዘድሃበ ዘተ ምስ ሰብ ሞያታት ጥዕና፣ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣካላት ፀፅታትን ተሳሊጡ። ስለዝኾነ ድማ ካብ ጎስጓስ መረፃ ጀሚሩ ከይዲ መረፃ፣ ኮቪድ-19 ክስዕቦ ዝኽእል ፅዕንቶ ምንካይ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ብምትኳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕጡቕ ሓይሊ እቲ ጁንታ ብምምራሕን ብምውጋእን ዝተሳተፉ ሜጀር ጄኔራል መሓመድ እሻን ብርጋዴር ጄኔራል ሙሉጌታ በርሀን ኢዶም ሂቦም Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝነበሩን ብክብሪ ብጡረታ ዝተሰናበቱን ዕጡቕ ሓይሊ እቲ ጁንታ ብምምራሕን ብምውጋእን ዝተሳተፉ ሜጀር ጄኔራል መሓመድ እሻን ብርጋዴር ጄኔራል ሙሉጌታ በርሀን ኢዶም ከምዝሃቡ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ “ሰብኣዊ ሓገዝ ኣይቐርብን ዘሎ” ዝብሉ ኣካላት ትርፊ ፖለቲካ ንምርካብ ሓሲቦም ኢዮም-ዶክተር ሙሉ ነጋ Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ “ሰብኣዊ ሓገዝ ኣይቐርብን ዘሎ” ዝብሉ ኣካላት ትርፊ ፖለቲካ ንምርካብ ሓሲቦም ኢዮም ክብሉ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ሙሉ ነጋ ተዛሪቦም። እቲ ጊዚያዊ ምምሕዳር ስራሕ እንትጅምር ንዜጋታት ሰብኣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት 8ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ከካይድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት 8ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ከካይድ ኢዩ። ኣብ ኣኼቡኡ ድማ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ሰላምን፣ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕጊ፣ ፍትሒ ዴሞክራሲን፥ እቲ ባይቶ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ 15 ታሕሳስ…