ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ክታበት ኮቪድ-19 ንኢትዮጵያ ንመሃብ ድልውቲ ምዃና ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚነስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና የውጭ ዋንግ ዪ ሃገሮም ንኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ19 ብሓገዝ ንመሃብ ድልውቲ ምዃና ኣፍሊጦም። ኣብቲ ጉዳይ ኣድሂቦም ድማ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒሰስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ብስልኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ 36 ወረዳታት ኣብ ዝርከባ 92 ጣቢያታት መከፋፈሊ ምግቢ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ እናበፅሐ ይርከብ – ሚኒስቴር ሰላም Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ 36 ወረዳታት ኣብ ዝርከባ 92 ጣቢያታት መከፋፈሊ ምግቢ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ እናበፅሐ ከምዝርከብ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ልዕሊ 26 ምስ ዝኾኑ ዓለም ለኸ መንግስታዊን መንግስታዊ ዘይኮኑን ትካላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓታት ብዘብፀሖ ጉድኣት እዛ ሃገር ካብ ኣገልግሎት ልዕሊ 2 ነጥቢ 9 ቢሊዮን ስኢናኢ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 የካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ብዝፈፀሞ ገበን ክሕደት ሃገር ኣብ ልዕሊ ክፍሊ ሰሜን እዛ ሃገር ኣብ ዝርከቡ መሰረተ ልምዓታት ብዘብፀሖ ጉድኣት ትካላት ካብ ኣገልግሎት ክረኽብኡ ዝነበረን ልዕሊ 2 ነጥቢ 9 ቢሊዮን ከምዝሰኣና ኮሚሽንፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፕሮግራም ልምዓት ዳይሬክተር ዞባዊ ኣፍሪካ ኣሁና ኢዛያኮንዋ ናብ መቐለ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፕሮግራም ልምዓት ዳይሬክተር ዞባዊ ኣፍሪካ ኣሁና ኢዛያኮንዋ ናብ መቐለ ኣቲየ። እተን ዳይሬክተር ናብ መቐለ ዘኣተዋ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ብመንግስቲ እናተኻየደ ዝርከብ ህንፀት መሊስካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢን መንግስቲን ክልል ዓፋር ብር 9 ሚሊየን ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ሓገዝ ኣቑሑት ምግቢ ንክልል ትግራይ ኣረኪቡ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ህዝቢን መንግስቲን ክልል ዓፋር ብር ትሽዓተ ሚሊየን ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ሓገዝ ኣቑሑት ምግቢ ንክልል ትግራይ ኣረኪቡ። እቲ ሓገዝ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኤለማ ኣቡበከር ሓዊሱ ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓዲን ኣብ ከተማ መቐለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፊንላንድን ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓን ፔካ ሃቪስቶ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ እዋን እቲ ዘተ፥ ኣብ ክልል ትግራይ እናተኻየደ ብዛዕባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ተቐማጥነቶም ኣብ ኢትጵያ ንዝገበሩ ኣምባሳደራት ሃገራት ኣፍሪካ ብዝተፈላለዩ ጉዳያት ኣድሂቦም ገለፃ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ተቐማጥነቶም ኣብ ኢትጵያ ንዝገበሩ ኣምባሳደራት ሃገራት ኣፍሪካ ብዝተፈላለዩ ጉዳይ ክልል ትግራይ፣ ግድብ ህዳሰ፣ መረፃን ኣብ ጉዳይ ኢትዮ ሱዳንን ኣድሂቦም ገለፃ ገይሮም። ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ጣቢያታት መረፃ ካብ ሎሚ መዓልቲ ዝርገሐ ኣቑሑት ከምዝጅመር ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ የኢትዮጵያ ናብ ጣቢያታት መረፃ ካብ ሎሚ መዓልቲ ዝርገሐ ኣቑሑት ከምዝጅመር ገሊፁ። እቲ ቦርድ ምድላው ሓፈሻዊ መረፃን ዝተረፉ ስራሕቲን ብዝምልከት ንኣመራርሓታት ፓርቲታት ፖለቲካ ፀብፃብ ኣቕሪቡ፡፡ ክሳብ ሕዚ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንቀዳማይ ሚኒስትርን ሃገራዊ ለውጢን ዝድግፉ ህዝባዊ ሰልፊታት ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ደቡብ ተኻይዶም Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ ሓዊሱ ንቀዳማይ ሚኒስትርን ሃገራዊ ለውጢን ዝድግፉ ህዝባዊ ሰልፊታት ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ደቡብ ተኻይዶም። ኣብ ከተማ ሃዋሳ፣ ኣብ ዞባ ጋሞ ከተማ ኣርባምንጭን ኣብ ዞባ ሃዲያ ከተማ ሆሳዕናን ሃገራዊ ለውጢን ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ዓፋር ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት መስኖ ስርናይ ብፅቕ ኩነታት እናተሳለጠ ከምዝኾነ ቀ/ሚ ኣቢይ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት መስኖ ስርናይ ብፅቕ ኩነታት እናተሳለጠ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኣብቲ ክልል እናተኻየደ ዝርከብ ስራሕቲ ምፍራይ መስኖ ስርናይ ካብ ወፃኢ ዘኣቱ ስርናይ ንምትካእ ንገብሮ ፃዕሪ ናይ…