Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ተወሰኽቲ 524 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 79 ሰባት ድማ ሒሹዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ተወሰኽቲ 524 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 79 ሰባት ድማ ሒሹዎም። ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 381 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 524 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ…

ሱዳን ተወሳኺ ሓላፍነት ሰብ ሞያታት ቢጋር እንተዘይተዳሊዩ ልዝብ ክገብር ኣይክእልን ዝብል ቅዋም ምሓዛ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ማይን ሚኒስታራት ጉዳያት ወፃኢን ኢትዮጵያ፣ ግብፂን ሱዳንን ትማሊ ብመርበብ ሓበሬታ ተሓጊዞም ኣኼባ ኣካይዶም። እቲ ኣኼባ፥ ብኣካቢነት ኣቦ መንበር ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚ ሕብረት ኣፍሪካን ሚኒስትር ዓለም ለኸ ርክብን ምትሕብባርን ደቡብ ኣፍሪካ…

ጀነራል ብርሃኑ ጁላ ናይ መወዳእታ ልዑል ወታደራዊ ኒሻን ተሸሊሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ፌዴሪኢ ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ካብ ኢታማዡር ሹም ጅቡቲ ጄኔራል ዘካሪያ ሼህ ኢብራሂም ናይ መወዳእታ ልዑል ወታደራዊ ኒሻን እታ ሃገር ተበርኪቱሎም። ኣብቲ ስነስርዓት ምልባስ ኒሻን ዝተረኸቡ ሓላፊ ማእኸል ምኽባር ሰላም ሌተናል…

ኣይተ ኣባይ ወልዱን ዶ/ር ኣብርሃም ተኸስተን ኣብ ቁፅፅር እንትውዕሉ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት መከላኸሊ ስጉምቲ ክውሰደሉ ዝገበሩ ስጉምቲ ተወሲዱሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ዐዓባይ ወልዱን ዶ/ር ኣብርሃም ተኸስተን ኣብ ቁፅፅር እንትውዕሉ ሃገር ንምብትታን ሃቂኖም  ኣብ ልዕሊ ሰራዊት መከላኸሊ ስጉምቲ ክውሰደሉ ዝገበሩ ኣመራርሓ እቲ ጁንታ ስጉምቲ ተወሲዱሎም። ካብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምኽዳዕ ተግባር ተዋፊሮም…

ዓቢዪ ጉያ ኢትዮጵያ 2013 ዓ.ም ብሰላም ከምዝተዛዘመ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መበል 20 ዓቢዪ ጉያ ኢትዮጵያ 2013 ዓ.ም ብዘይ ምንም ፀገም ፀፃታ ከምዝተዛዘመ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ውድድር ብሰላም ንኽዛዘም፥ ኣስተዋፅኦ ነበርቲ እታ ከተማ፣ ኣካላት ፀፅታ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ፣ ፖሊስ ፌዴራል፣ ኣዳለውቲን…

ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ምስ ሚኒስቴር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ሞሃመድ ሸሪፍ ዓብደላ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ምስ ሚኒስቴር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ሞሃመድ ሸሪፍ ዓብደላ ተዛቲዮም። ኣብ ክልተኣዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራትን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ከባቢ ዶብ ኣድሂቦም ልዝብ ኣካይዶም። ኣብቲ እዋን ዘተ፥…

ስብሓት ነጋ ሓዊሱ 9 ኣመራርሓ እቲ ጁንታ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ናይ ጥፍኣት ስትራታቴጂስት ዋና መራሒ ስብሃት ነጋ ሓዊሱ ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ 9 ኣመራርሓ እቲ ጁንታ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።  ብመሰረት እዚ፥ 1. ናይ ጥፍኣት ስትራታቴጂስት ዋና መራሒ ስብሃት ነጋ 2.  ወይዘሮ ቅዱሳን ነጋ ነበር ኣፈ ጉባኤ ቤት…

ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ፥ ፕ/ር ሂሩት ንኮሚሽነር ትምህርቲ፣ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ሕብረት ኣፍሪካ ብሕፁይነት ምቕራበን ደገፎም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ፕሮፌሰር ሂሩት ወልደማርያም ንኮሚሽነት ትምህርቲ፣ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ሕብረት ኣፍሪካ ብሕፁይነት ምቕራበን ደገፎም ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ፥ ፕሮፌሰር…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 345 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 240 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 345 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 127 ሺሕን 572…

ዋና መራሒ ጥፍኣት እቲ ጁንታ ስብሓት ነጋ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስትራቴጂስት ጥፍኣትን ዋና መራሒ እቲ ጁንታን ስብሓት ነጋ ሓዊሱ ካልኦት ኣመራርሓ እቲ ጉጅለ ጥፍኣት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ገሊፁ። ኣብ ሃገርና ኣብ ዝሓለፉ 27 ዓመታት ሰትራተጂ ምትርማስ ዝመርሐን ስትራቴጂ ዝሓንፀፀን…