ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ መልእኽቲ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ተቐቢሎም Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣብይ ኣሕመድ ዝተልኣኸ መልእኽቲ ተቐቢሎም። እቲ መልእኽቲ ዘብፅሑ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ፍሉይ መልእኽተኛ ዶክተር ኣብይን ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለኝ ኢዮም። ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ሓይሊ ዕጡቕ ጁንታ ብምስላፍ እንትዋግኡን እንተዋግኡን ዝነበሩ 18 ላዕለዎት መኮንናት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ሓይሊ ዕጡቕ ጁንታ ብምስላፍ ካብ መቐለ ክሳብ ቆላ ተምቤን እንትዋግኡን እንተዋግኡን ዝነበሩ 18 ላዕለዎት መኮንናት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። ዋና ዳይሬክተር ኢንዶክትርኔሽን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሜጀር ጀኔራል መሓመድ ተሰማ፥18 ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ሰዓራይ ሓሳብ ጥራሕ ውክልና ህዝቢ ክረክብ ከምዝግባእ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛሪቦም Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ሰዓራይ ሓሳብ ጥራሕ ውክልና ህዝቢ ክረክብ ከምዝግባእ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛሪቦም። ኣብቲ ፃንሒት ዝተረኸቡ ተወከልቲ ፓርቲታት ኣብን፣ ኢዜማን ትዴፓን፥ ፓርቲታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፍርዲ ቃል እምነት ክሕደት እኒ ኣይተ ጃዋር ንምቕባል ድጋሚ ተለዋጢ ቆፀሮ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፍርዲ ቃል እምነት ክሕደት እኒ ኣይተ ጃዋር ንምቕባል ድጋሚ ተለዋጢ ቆፀሮ ሂቡ። ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ምድብ ልደታ 1ይ መጋባእያ ጉዳያት ሕገ-መንግስቲን ፀረ ግብረ ራዕዲን ብመሰረት ዝሃቦ ቆፀሮ ሎሚ መዓልቲ ተሰይሙ ዝነበረ፤ ቃል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ መተከል ምስ ሓይሊታት ፀረ ሰላም ዝሰርሑ ኣካላት ፀፅታ ካብ ተግባሮም ንኽቑጠቡ መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዞባ መተከል ዝተውሃቦም ናይ ሕዝቢ ሓደራ ገዲፎም ምስ ሓይሊታት ፀረ ሰላም ዝሰርሑን ብክልተ ካራ ዝበልዑ ኣካላት ፀፅታ ካብ ተግባሮም ንኽቑጠቡ መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ። ብመንግስቲ ፌዴራል ዝተጣየሸ ዝተዋደደ ግብረ ሓይሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ዘተ ጎረባብቲ ክልላት ሰሜንን ምዕራብን ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ባህርዳር ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ጎረባብቲ ክልላት ሰሜንን ምዕራብን ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣብ ከተማ ባህርዳር ክካየድ ኢዩ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ “ፅቡቕ ጉርብትና ንምዕባለ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብኣሰናዳእነት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ ኢዩ ክካየድ፡፡ ዝፍጠሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓልቲ ሙሉእ ስልጣን ኣማባሳደርን ቀዋሚት ልእኽቲ ኢትዮጵያ ቤልጂየም፣ ሉክሰምበርግ ትካላት ሕብረት ኣውሮፓ ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲየን። እተን ኣምባሳደር ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪያት ኣብ ክልል ትግራይ እናተገበረ ብዛዕባ ዝርከብ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣመልኪተን ምስ መተሓባበሪት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትጵያ… Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ኣብ ክልል ትግራይ እናተገበረ ብዛዕባ ዝርከብ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣመልኪተን ምስ መተሓባበሪት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትጵያ ዶክተር ካትሪን ሶዚን ተዛቲየን። እተን ሚኒስትር፥ ኣብቲ ክልል ግጋሎት መገዲ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ብኹለ መዳይ ዓውዲ ውፅኢታዊ ንክኸውን ዓውዲ ትራንስፖርት ብቐዳምነት ምዝማን የድሊ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ብኹለ መዳይ ዓውዲ ውፅኢታዊ ንክኸውን ዓውዲ ትራንስፖርት ብቐዳምነት ምዝማን የድሊ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ዓውዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሜጀር ጄነራል መሓመድ ኒሻን ሓዊሱ ኣርባዕተ ጦር መኮንናት ብኣመራርሓታት ጉጅለ ፀረ ሰላም ህወሓት ተገዲዶም ምልሻታት ይውድቡ ከምዝነበሩ ንቤት ፍርዲ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኢዶም ዝሃቡ ሜጀር ጄነራል መሓመድ ኒሻን ሓዊሱ ኣርባዕተ ጦር መኮንናት ብኣመራርሓታት ጉጅለ ፀረ ሰላም ህወሓት ተገዲዶም ምልሻታት ይውድቡ ከምዝነበሩ ንቤት ፍርዲ ገሊፆም። እቶም ተጠርጠርቲ ጦር መኮንናት እዚ…