ካብ ኣዲስ ኣበባ ወፃኢ ዘለው ብዙሓት ከተማታት ዝረኣናዮ ምዕባለታት ዝተፈላለየ ኣማራፂታት ከምዘለና ዘርእዩ እዩም – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካብ ኣዲስ ኣበባ ወፃኢ ኣብ ብዙሓት ከተማታት ዝረኣናዮ ምዕባለታት ዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ከምዘለናን ዘርእዩ ዘይተጠቐምናሉ ዓቕሚና እውን ዝገልፁ እዩም ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ…