Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ብኣረጊት ብር ዝግበር ዕዳጋ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ደው ኢሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብኣረጊት ብር ዝግበር ዕዳጋ ሎሚ መዓልቲ 22 ሕዳር 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ደው ኢሉ ኣሎ። ምልዋጥ ኣረጊት ባጤራ ብር ኢትዮጵያ 6 ታሕሳስ 2013 ከምዝዛዘም ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ቅድመ ሐዚ ምግላፁ ይዝከር። ይኹን እንበር እቲ ባንኪ 10 ሕዳር…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 540  ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 817 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ   540  ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 110 ሺሕን…

ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣብ ባህሊ፣ ሃይማኖትን ቋንቋን ዓቢይ ዘለወን ምትእስሳር ናብ ኢኮኖሚያዊ ውህደት ከዕብየኦ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብባህሊ፣ ሃይማኖትን ቋንቋን ዓቢይ ምትእስሳር ዘለወን ኢትዮጵያን ጅቡቲን ናብ ኢኮኖሚያዊ ውህደት ከዕብየኦ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ፥ ኣብ ብሄራዊ ቤት ምኅሪ ጅቡቲ ተረኺበን መደረ ኣስሚዐን።…

እናተኻየደ ምስ ዝርከብ ወፍሪ ተተሓሒዙ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዘሃቡዎ ምላሽን መብርሂን፦

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቅድሚ ክብል ኣዛዚ እዚ ሰሜን ዝነበሩ ጄነራል ድሪባ ምስ ኣመራርሓታት እቲ ጁንታ ምሳሕ ምስ በልዑ ንባዕሎም ስሒቶም ኣብ ሆስፒታል ከምዝርከቡ ገሊፆም። ኣባላት እቲ ጁንታ በቶም ኣዛዚ ዝተሸወሙ ኣይቅብለን ምባሎምን ንምክትል ኣዛዚ እዚ ሰሜን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረቡሎም ሕቶታት ዝሃቡዎም መልሲታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ህወሓት ቅድሚ፥ ቅድሚ ሓደን ክልተን ወርሒ ኣብ ዝነበረ እዋን ድሮ ለውጢ ንዓማውቲ እናተለዓሉ ዝነበሩ ሕቶታት ህዝቢ እቲ ጉጅለ ንህዝቢ ብበዝሒ ብምእሳርን ብምዕፋንን እቶም ሕቶታት ንምቕልባስ ይፍትን ከምዝነበረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…

ጉጅለ ህወሓት ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ኣብ ዝተሸሙሉ መዓልቲ ናይ ውልቀ ሓለውቶም ናብ ቢሮን መንበሪ ገዝኦምን ከየኣትዉ ይኽልክሉዎም…

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተልዓሉሎም ሓቶታት መልሲ ይህቡ ኣለዉ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘሃቡዎ ምላሽ፥ ኣብ 2010 ዓ.ም ሓዱሽ ምምሕዳር ክህልዎም ኣብ ዝኽእሉ ሰባት ጉጅለ ህወሓት…

ኣብ ገዛ ብገበን ክሕደት ሃገር ዝተጠርጠሩ ጦር መኮንናት ብዝተገበረ ብርበራ ኣብ ኢድ ውልቀሰባት ክተሓዙ ዘይግበኦም መሳርሒታት ኲናት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ገዛ ብገበን ክሕደት ሃገር ዝተጠርጠሩ ጦር መኮንናት ብዝተገበረ ብርበራ ኣብ ኢድ ውልቀሰባት ክተሓዙ ዘይግበኦም መሳርሒታት ኲናት ተታሒዞም። ከሓዲ ጉጅለ ህወሓት ከም ሃገር ናዕቢን ጎንፂን ንምብፃሕ ሓሲቦም ነዊሕ ዓማውቲ ብምድላው መጥቃዕቲ ምብፃሕ…

መንግስቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ኤምባሲ ደቡብ ሱዳን ኣፋኒዉ ዝብል ሓበሬታ ሓሶት ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ፌዴሪኢ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ኤምባሲ ደቡብ ሱዳን ኣፋኒዉ ዝብል ሓበሬታ ሓሶት ከምዝኾነ መፃረዪ ሓበሬታ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፍሊጡ። እቲ ሓበሬታ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ከምዝኾነ ዝገለፀ እቲ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን፥ እቲ ናይ ሓሶት ፕሮፓጋንዳ…

ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ብግብረ ራዕዲ ንኽረጁ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ፍሉይ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር እናተሳለጠ ዝርከብ ካልኣይ ፍሉይ ኣኼባ፥ ኣባላት እቲ ባይቶ ዝተፈላለዩ…

ጅቡቲ ንሓድነትን ሰላምን ኢትዮጵያ ሓገዝ ክትገብር ኢያ – ፕሬዚዳንት ኢስማኤል ኦማር ጊሌህ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ንዕላዊ ዑደት ጅቡቲ ዝኣተዋ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ጅቡቲ ኦማር ጊሌህ ተዛቲየን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ጅቡቲ ካብ ኩለን ሃገራት ኣቐዲማ ኣብ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ዝርከብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ…