ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ን3 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዜጋታት ሓገዝ ምክፍፋሉ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ክሳበ ሕዚ ን3 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዜጋታት ሓገዝ ምክፍፋሉ ኣፍሊጡ። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ መግለፂ ኣውፂኡ፡፡ ኣብ መግለፂኡ ድማ ኣብቲ ክልል ካብ ውሽጢ ዝርከባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ክልል ደቡብ ኣብ ክልል ትግራይ ሓገዝ ንዝደልዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ብር 20 ሚሊየንን ክል ኣምቡላንሰን ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ደቡብ ኣብ ክልል ትግራይ ሓገዝ ንዝደልዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ብር 20 ሚሊየንን ክል ኣምቡላንሰን ሓገዝ ገይሩ። ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣብ ዘካየዶ መበል 225 ስሩዕ ኣኼቡኡ ኢዩ ኣብ ክልል ትግራይ ሓገዝ ንዘድሊዮም ክፋላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ን135 ዓለም ለኸ ትካላት ኣብ ክልል ትግራይ ኣትዮም ከይዲ ሰብኣዊ ሓገዝን ንኽፅብፅቡን ክሕግዙን ፍቓድ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምግባር ዘመልከቱን ዓለም ለኸ መለክዒ ዘማልኡን 11 ዓለም ለኸ ኣባላት ሚዲያ ዝርከቡዎም ን135 ዓለም ለኸ ትካላትን ሰራሕተኛታትን ኣብ ክልል ትግራይ ኣትዮም ከይዲ ሰብኣዊ ሓገዝን ንኽፅብፅቡን ክሕግዙን ፍቓድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይ ኤም ኤፍ ብብርኪ ሰብሞያታት ኣብ ኣወሃህባ ዝተናወሐ ልቓሕን ሓገዝ ገንዘብን ኣመልኪቱ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ስምምዕነት ምብፅሑ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ ዓለም (አይ ኤም ኤፍ) ብብርኪ ሰብሞያታት ኣብ ኣወሃህባ ዝተናወሐ ልቓሕን ሓገዝ ገንዘብን ኣመልኪቱ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ስምምዕነት ምብፅሑ ኣፍሊጡ፡፡ ብሶሊና ጃይን ቻንድራ ዝተመርሐ ጉጅለ ምስ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ጉዳይ መረፃ ኣድሂቦም ምስ ኣመራርሓታት ፌዴራልን ክልላትን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጉዳይ መረፃ ኣድሂቦም ምስ ኣመራርሓታት ፌዴራልን ክልላትን ምዝታዮም ኣፍሊጦም። ኣብቲ ዝተገበረ ዘተ ስራሕቲን ሓላፍነታትን መንግስቲን ፓርቲን ሓደ ተገይሮም ከይቑፀሩ ግልፂ መፍለዪታት ከምዝተቐመጡ እቶም ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብዚ ሰሙን 15 ተለኣኣኽቲ ጁንታ ናብ ሃገርና ኣይንኸድን ብምባል ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጁባ ህውከት ንምፍጣር ፈቲኖም-ሜ/ጄ መሓመድ ተሰማ Gebremariam Weldegerima Feb 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ኣብ ጁባ ዝርከብ ሻለቃ ዓቃቢ ሰላም መበል 15 ሞተራይዝድ ፃንሒቱ ንዝዛዘመ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ኣብ ምቕያር እናሎ 15 ኣባላት እቲ ሰራዊት ተለኣኣኽቲ ጁንታ ናብ ሃገርና ኣይንኸድን ብምባል ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጁባ ህውከት ንምፍጣር ፈቲኖም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 75 ዓለም ለኸ ትካላት ሰብኣዊ ሓገዝ ይሰርሑ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Feb 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድሊዮም ሓገዝ ንምግባር ኣብዚ ሕዚ እዋን ልዕሊ 75 ዓለም ለኸ ትካላት ሰብኣዊ ሓገዝ እናተንቀሳቐሱ ከምዝኾኑ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ እዋናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ብርሃን ዝርከብ ብኣምፑል ኢዩ” – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Feb 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ “ብርሃን ዝርከብ ብኣምፑል ኢዩ” ክብሉ ኣብ ህንፀት ፕሮጀክት መገዲ ኣስፋልት ጭዳ - ጅማ ኣብ ዘጀመሩሉ መርሃ ግብሪ ገሊፆም። ጅማን ከባቢኣን ካብ ታሪኻዊ ቦታታት ኢትዮጵያ ሓደ ይኹን እምበር ኣብ ዝሓለፉ 30 ዓማውቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ብር 2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ወፃኢ ዝግበረሉ ህንፀት መገዲ ኣስፋልት ጅማ – ጭዳ ኣጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Feb 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብር 2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ወፃኢ ዝግበረሉ ህንፀት መገዲ ኣስፋልት ጅማ - ጭዳ ኣጀሚሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ መጀመሪ እቲ ፕሮጀክት ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይ ደመቀ መኮንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝገብሮ ሓገዝ ህዝቢ ናብ ዝነበሮ ስሩዕ ህይወት ንምምላስ ዝገብሮ ፃዕሪ ከምትድግፍ ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Feb 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ዝገብሮ ሓገዝ ህዝቢ ናብ ዝነበሮ ስሩዕ ህይወት ንምምላስ ዝገብሮ ፃዕሪ ከምትድግፍ ኣፍሊጣ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዋንግ ዌንቢን ሃገሮም ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ…