ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክልላዊ ፈተና ሻምናይ ክፍሊ 24ን 25ን ሕዳር ክወሃብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ህዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክልላዊ ፈተና ሻምናይ ክፍሊ 24ን 25ን ሕዳር ክወሃብ ኢዩ ተባሂሉ። ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ከምዝበሎ፥ እቲ ፈተና ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልታ ክወሃብ ኢዩ። ተምሃሮ ኣብቶም ዝተረቑሑ መዓልታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ህዝቢ ትግራይ ካብ ጁንታ ህወሓት ናይ ምክልኻል ዕላማ ዘለዎ ኢዩ – ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ Gebremariam Weldegerima Nov 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝወስዶ ዘሎ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ህዝቢ ትግራይ ካብ ጁንታ ህወሓት ናይ ምክልኻል ዕላማ ዘለዎ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ገንዘብ እቲ ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ ብዝምልከት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝጀመሮ ሕጊ ናይ ምኽባር ወፍሪ ተሳትፎ ሳልሳይ ወገን ኣየድሊን-ኣምባሳደር መለስ ኣለም Gebremariam Weldegerima Nov 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ህዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ኬኒያ ኣምባሳደር ፌዴሪኢ መለስ ኣለም “መንግስቲ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝጀመሮ ሕጊ ናይ ምኽባር ወፍሪ ተሳትፎ ሳልሳይ ወገን ኣየድሊን” ክብሉ ተዛሪቦም። መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ዘቤታዊ ጉዳይ ናይ ካልኦት ሃገራት ጣልቃ ምእታው ከምዘየድሊዮ ብምግላፅ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ርእሲ ናይ ባዕሉ ወገን ዝፈፀሞ ተግባር ዘሕፍር፣ መሕዘንን ተራእዩ ዘይፈልጥን ኢዩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኳታር Gebremariam Weldegerima Nov 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ርእሲ ናይ ባዕሉ ወገን ዝፈፀሞ ተግባር ዘሕፍር፣ መሕዘንን ተራእዩ ዘይፈልጥን ኢዩ ክብሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኳታርን ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካን ኣምባሳደር ኣብዱራሃማን ኣል ዶሰሪ ገሊፆም። ኣብ ኳታር ፍሉይ መልእኽተኛን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀ/ሚ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፈረንሳይ ዦ ኢቭ ለድሪዮ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፈረንሳይ ዦ ኢቭ ለድሪዮ ትማሊ ተዛቲዮም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት ኣብቲ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 560 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Nov 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 789 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 560 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 107 ሺሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድሊዮም ዜጋታት ብዝተቐላጠፈ መልክዑ ከምዘቕርብ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድሊዮም ዜጋታት ብዝተቐላጠፈ መልክዑ ከምዘቕርብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ገሊፁ። እቲ ቤት ፅሕፈት፥ መንግስቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ምስ ዝህቡ ኣካላት ብምዃን ሰብኣዊ ሓገዝ ንምቕራብ ከምዝሰርሕ እውን ኣፍሊጡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀ/ሚ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ተዛቲዮም። ዲፕሎማሲያዊ ልኡኽቶ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን፥ ሎሚ መዓልቲ ድማ ኣብ ፈረንሳይ ቀፂሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ኣብ ማይ ካድራ ዝፈፀሞ እኩይ ተግባር ኣብ መቐለ ንምድጋም እናተንቀሳቐሰ ከምዝኾነ ፖሊስ ኮሚሽን ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ኣብ ማይ ካድራ ዝፈፀሞ እኩይ ተግባር ኣብ መቐለ ንምድጋም እናተንቀሳቐሰ ከምዝኾነ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን እኩይ ትልሚ እቲ ጉጅለ ከምዝበፅሖ እውን ኣፍሊጡ ኣሎ፡፡ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተጀመረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ናይ መወዳእታ ምዕራፍ ወፍሪ ንኽጅምር ትእዛዝ ከምዝተውሃቦ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣17 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሳልሳይን ናይ መወዳእታን ምዕራፍ ወፍሪ ንኽጅምር ትእዛዝ ከምዝተውሃቦ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። “ኣብቲ ወፍሪ ንፁሃን ሰባት ከይጉድኡ ልዑል ጥንቃቐ ክንገብር ኢና፤ ብረሃፅ ህዝብና ዝተሰርሐት ከተማ መቐለ…