ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ጣልቃ ናይ ምእታው ባህጊ ከምዘይብሉ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝጀመሮ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ጣልቃ ናይ ምእታው ባህጊ ከምዘይብሉ ገሊፁ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ኮሚሽነር ኣመራርሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀ/ሚ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ቤልጂየም መሰተኦም ታዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ቤልጂየም መሰተኦም ሶፊ ዊልምስ ታዛቲዮም። ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ እዋናዊ ኩነታትን ኣብ መንጎ ክልቲኣዊ ርክብ እተን ሃገራት ብዝምልከት ብሓባር ተላዚቦም። ኣብ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀ/ሚ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ሕብረት ኣውሮፓ ጆሴፍ ቦሬል ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ሕብረት ኣውሮፓ ጆሴፍ ቦሬል ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ናብ ቤልጄም ብምምራሕ ንጆሴፍ ቦሬል ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት መብርሂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናብ ከተማ ኣክሱም ብምእታዉ እቲ ከባቢ ይረጋጋዕ ኣሎ-ነበርቲ ኣክሱም Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናብ ከተማ ኣክሱም ብምእታዉ እቲ ከባቢ ይረጋጋዕ ኣሎ ክብሉ ነበርቲ ኣክሱም ተዛሪቦም። እቶም ነበርቲ ኣብታ ከተማ ዝተቛረፁ መብራህቲን ካልኦት ኣገልግሎታትን ብህፁፅ ንክጅመሩ ሓቲቶም። ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ነታ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራት ኣብ ካልኦት ውሽጣዊ ጉዳያት ጣልቃ ናይ ዘይምእታው መርህ ከኽብራ ይግባእ- ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ኣብ ካልኦት ውሽጣዊ ጉዳያት ጣልቃ ናይ ዘይምእታው መርህ ከኽብራ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣተሓሳሲቦም። ኢትዮጵያ ታሪኽ ሃገረ መንግስቲ ዘለዋ ሃገር ከምዝኾነት ዝሓበሩ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ማይካድራ ዝፈፀሞ ጭካነ ዝተመልኦ ተግባር ኣውጊዙ Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ፌዴሪኢ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ማይካድራ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ዝፈፀሞ ጭካነ ዝተመልኦ ተግባር ኣውጊዙ። ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ ፀብፃብ፥ ሓይሊታት ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ማይካድራ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ዕጡቕ ጁንታ ህወሓት ኣብ ማይካድራ ዝፈፀሞ ጨፍጫፍ ኣብ መቐለ ንምድጋም ምድላው ይገብር ኣሎ-ሜ/ጀኔራል መሓመድ ተሰማ Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓይሊ ዕጡቕ ጁንታ ህወሓት ኣብ ማይካድራ ዝፈፀሞ ጨፍጫፍ ኣብ መቐለ ንምድጋም ምድላው ይገብር ኣሎ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ኢንዶክትሪኔሽን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሜጄር ጀኔራል መሓመድ ተሰማ ተዛሪቦም። እቲ ሰራዊት ኣብ ዝተቐፃፀሮም ከባቢታት ህዝቢ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 388 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 91 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 388 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 106 ሺሕን 591…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ማይካድራ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ንፁን ዜጋታት ኣብቲ እዋን ኣብ ስልጣን ዝነበረ ውዳበ ፀፅታ ምምሕዳር እቲ ከባቢን “ሳምሪ” ብዝተብሃለ ጉጅለ መናእሰይ… Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ማይካድራ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ንፁን ዜጋታት ኣብቲ እዋን ኣብ ስልጣን ዝነበረ ውዳበ ፀፅታ ምምሕዳር እቲ ከባቢን “ሳምሪ” ብዝተብሃለ ጉጅለ መናእሰይ ዝተፈፀመ ከምዝኾነ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ካብ 5 ክሳብ 9 ሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ “ብግፍዒ ተፈፂሞም ዝተብሃሉ ገበናት” ዘፃሪ ጉጅለ ምርመራ ስርሑ ጀሚሩ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴሪኢ Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ “ብግፍዒ ተፈፂሞም ዝተብሃሉ ገበናት” ዘፃሪ ጉጅለ ምርመራ ናብቲ ቦታ ተጓዒዙ ስርሑ ከምዝጀመረ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እዚ…