Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ወናኒ ሪልስቴት ሙለር ኣይተ ሙሉጌታን ብርጋዴር ጀነራል ኣብርሃምን ቤት ፍርዲ ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ወናኒ ሪልስቴት ሙለር ኣይተ ሙሉጌታን ኣስረስን ብርጋዴር ጀነራል ኣብርሃም መውጫን ሎሚ መዓልቲ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። ኣብ መዝገብ እኒ ወናኒ ሪልስቴት ሙለር ዝተኻተተ ተጠርጣሪ ድማ ልዕሊ ብር 81 ሚሊየን ብባንኪ ኣንበሳ ኣቢሉ ንፅንፈኛ ጉጅለ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ናብ ኮትዲባር ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ኮትዲባር ኣቲየን። ፕሬዚዳንቷ በኮትዲቯሩ ፕሬዚዳንት አላሳኔ ኦታራ በአለ ሲመት ላይ ለመገኘት ነው ወደ ስፍራው ያመሩት፡፡ እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ኣቢጃን እንትኣትዋ ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ሃማድ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ መቐለ ብምርካብ ምስ ላዕለዎት ጦር መኮንናት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ መቐለ ብምርካብ ምስ ላዕለዎት ጦር መኮንናት ተዛቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትረ ኣቢይ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ሰራዊት ምክልኻል ብዝሃቀኖ መሰረት እቲ ኲናት ከምዝዛዘሞን ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ከይዲ…

መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተከዘ ዝኾነ ይኹን ዓይነት ጉድኣት ከምዘይበፅሖ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተከዘ ዝኾነ ይኹን ዓይነት ጉድኣት ከምዘይበፅሖን ሓይሊ ኣብ ምፍልፋል ከምዝርከብን መካየዲ ስራሕ እቲ ጣቢያ ገሊፆም። መካየዲ ስራሕ እቲ ጣቢያ ኢንጂነር ከማል ኣሕመድ ኣብቲ ቦታ ንዝተረኸቡ ጋዜጠኛታት ከምዝገለፁዎ፥ መንግስቲ…

ገበነኛ ጉጅለ ናብ ሕጊ ናይ ምቕራብ ስራሕ ከምዝቕፅል ቀ/ሚ ኣቢይ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ድሕሪ ሰዓት ኣብ ከተማ መቐለ ተረኺቦም ምስ ኣዘዝቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥…

መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዘካይዶ ኩለመዳይ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኬንያን ማላዊን ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣመልኪቶም ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ትማሊ ቀዳም 3 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ሱዳን መዘነኦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ ተዛቲዮም፡፡ ክልቲኦም መራሕቲ፥ ታሪኻዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉን ኣብ እዋናዊ ጉዳያትን ኣድሂቦም ኢዮም ልዝብ ዝገበሩ፡፡ ቀዳማይ…

ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ናብ ስራሕ ክኣቱ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ናብ ስራሕ ክኣቱ ኢዩ ክብሉ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ዶክተር ሙሉ ነጋ ኣፍሊጦም። ዶክተር ሙሉ ነጋ ኣብዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ኣብቲ ክልል ዝርከቡ ኩሎም ኣብያተ ዕዮ መንግስቲን…

ነበርቲ ከተማ መቐለ መዕልታዊ ናብርኦም ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበርቲ ከተማ መቐለ ማዕልታዊ ናብርኦም ጀሚሮም። ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ከተማ መቐለ  ምስተቖፃፀረ ምንቅስቓስ እታ ከተማ ናብ ስሩዕ ተመሊሱ እዩ። ሹቓት፣ ካፌን ምንቅስቓስ ትራንስፓርት ናብ ንቡሩ ስርሖም ምምላሶም ኣፍቲ ቦታ ዝርከብ ፀብፃቢ…

ልዕሊ 16 ሚልየን ብር  ወፃኢ ዝተገበረሉ መድሓኒትን ናውቲ ሕክምናን ናብ ትግራይ ክልል ይጎዓዓዝ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ 16 ሚልየን ብር ንላዕሊ ወፃኢ ዝተገበረሉ መድሓኒት ናይ ሕክምና መገልገሊ ናብ ትግራይ ክልል ይጎዓዓዝ ኣሎ። ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ድማ ክከፋፈል እዩ ተባሂሉ። እቲ መድሓኒት ናብ ዝተፈላለዩ ሆስፒታልን ጣብያ ጥዕናን  ክከፋፈል እዩ።…