ብሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ደ/ር ደረጀ ዱጉማ ዝተመርሐ ጉጅለ ኣብ ማእኸላት ሕክምና ዞባታት ሰሜንን ደቡብን ወሎ ዑደት ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ደክተር ደረጀ ዱጉማ ዝተመርሐ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ትካላት ዘካተተ ጉጅለ ኣብ ማእኸላት ሕክምና ዞባታት ሰሜንን ደቡብን ወሎ ተረኺቡ ዑደት ኣካይዱ።
እቲ ብዶክተር ደረጀ ዱጉማ ዝተመርሐ ጉጅለ፥ ካብ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ኤጀንሲ…