Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

በዓልቲ ቤት ኣንባሳደር ስዩም መስፍንን ወዶምን ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ በዓልቲ ቤት ኣምባሳደር ስዩም መስፍን ወይዘሮ ፈለገህይወት በርሀን ወዶም ኣግኣዚ ስዩምን ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። ክልቲኦም ተጠርጠርቲ ድሕሪ 30 መስከረም መንግስቲ የለን ብምባል፥ ካብ ጉጅለ ሓይሊታት ፀረ ሰላም…

ኣብ ክልል ትግራይ ዝተቛረፀ ግልጋሎት ቴሌኮም ሙሉእ ብሙሉእ ንምጅማር እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝተቛረፀ ግልጋሎት ቴሌኮም ሙሉእ ብሙሉእ ንምጅማር እናተሰርሐ ከምዝኾነ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ወይዘሪት ፍሬህይወት ታምሩ ኣፍሊጠን። ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ሪጂን ሰሜን ዘጋጠመ ሓደጋ ኣብ መቐለን ሽረ ዘለዉ ዋና ጣቢያታት ዘለዎም መማረፂ…

ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ስርናይ ናብ ክልል ትግራይ ይጓዓዝ ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ስርናይ ናብ ክልል ትግራይ እናተጓዓዘ ምዃኑ ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ሎሚ መኣልቲ ልዕሊ 12 ሺሕ ኩንታል ስርናይ ዝፀዓና 30 ተሸከርከርቲ ናብ ከተማ መቐለ ምእታወን እቲ ኮሚሽን ገሊፁ…

ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ክምለስ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝምለስ ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሓይሊ ሪጅን ሰሜን ኣፍሊጡ። ብፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ብከበድቲ መሳርሒታት ዝተወቕዑ ዓበይቲ መስመራት መተሓላለፍቲ ሓይሊ ፅገና ብምግባር…

ቤት ፍርዲ ገበን ምፍፃሞም ዘመላኽቱ ሰፋሕቲ መረዳእታታትን ሰነዳታትን ስለዘለዉ 12 ተወሰኽቲ መዓልቲታት ፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቤት ፍርዲ እኒ ብርጋዴር ጀነራል ገብረመድህን(ወዲ ነጮ) ሓዊሱ ሸውዓተ ላዕለዎት መኮንናት መርማሪ ፖሊስ ብዘካየዶ ምርመራ ገበን ምፍፃሞም ዘመላኽቱ ሰፋሕቲ መረዳእታታትን ሰነዳታትን ስለዘለዉ 12 ተወሰኽቲ መዓልቲታት ፈቒዱ። ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ…

ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ካብ ሃገር ዝወፅኡን ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝተሓብኡን ብገበን ዝተረኸቡ ሃፍቲታት ንምላስ ከምዝተዳለወ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፤ 1 ታሕሳስ ፤2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ካብ ሃገር ዝወፅኡን ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝተሓብኡን ብገበን ዝተረኸቡ ሃፍቲታት ንምላስ ከምዝተዳለወ ገሊፁ። እቲ ትካል ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝሓበሮ፥ ብዋንኡ ብገበን ዝተረኸቡ ሃፍቲታት ንምምላስ ዘኽእል ስርዓት…

ብጁንታ ህወሓት ተዓጊቶም ካብ ዝነበሩ ብርጋደል ጀነራል አዳምነህ መንገስቴ ሓዊሱ ኣስታት 1 ሺሕ ዝኾኑ ላዕለዎት መኮነናት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሓራ ወፂኦም

ኣዲስ ኣበባ፤ 30 ህዳር፤2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ህወሓት ንእንግዶት ኢሉ ፀዊዑ ዓጊቱዎም ካብ ዝነበረ ብርጋደል ጀነራል አዳምነህ መንገስቴ ሓዊሱ ኣስታት 1 ሺሕ ዝኾኑ ላዕለዎት መኮነናት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፥  ኣባላት ፖሊስ ፌዴራልን ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን  ብሓባር ብምዃን ብዝገበርዎ ዳህሳስ…

ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይን ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁኑ ኬንያታን ናብ ግዝኣት ላሙ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁኑ ኬንያታን ናብ ግዝኣት ላሙ ኣምረሖም። ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ ዑደት ንምግባር ናብ ኬኒያ ዘምርሑ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ብምዃን…

ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ዝተወደበ 1 ን20 ዝብል ጉጅለ ብምርመራ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ካብ ህወሓትን ኦነግ ሽኔን ልኡኽ ጥፍኣት ብምውሳድ ዝተወደበ 1 ን20 ዝብል ጉጅለ ብምርመራ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። ኣቢሮ ምርመራ ገበን እቲ ኮሚሽን ረኺበዮ ዝበሎ ሓበሬታ ዘብረሀ ብእኒ ሜጀር ጄነራል ገብረመድህን ፍቃዱ 7…

ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይን ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁኑ ኬንያታን ምስ ነበርቲ ከተማ ሞያሌ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁኑ ኬንያታን ምስ ነበርቲ ከተማ ሞያሌ ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ምስ ነበርቲ ኣብ ዝነበሮም ዘተ፥ ዶብ ተሳጋሪ መሰረተ ልምዓታት ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ብምምዕባል ቀጠናዊ…