ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ትካል ሰብኣዊ ደገፍ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ትካል ሰብኣዊ ደገፍ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲየን።
ኣብ እዋን እቲ መድረኽ ዘተ ዳይሬክተር ዋና ቤት ዕዮ ሰብኣዊ ደገፍ ውድብ ሕቡራት መንግስታትሬና ገላኒ፣ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት…