Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ዘሰልጠኖም ጉጅለ ተቓወምቲ ኤርትራ ይጥቐሙሉ ዝነበረ ኣፅዋር ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ዘሰልጠኖም ጉጅለ ተቓወምቲ ኤርትራ ይጥቐሙሉ ዝነበረ ኣፅዋር ኣብ ሑመራ ተታሒዙ። ኢትዮጵያን ኤርትራን ንምቅዋም ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት እናሰልጠኖም ዝፀንሑ ጉጅለታት እናጠጠቐሙሎም ዝነበሩ ዝተፈላለዩን ቁፅሮም ብዕሊ ዘይፍለጥን…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መበል 25 ዓመቱ ኣብ ጣቢያታት ክልል የኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መበል 25 ዓመቱ ኣብ ጣቢያታት ክልል የኽብር ኣሎ። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝሓለፉ 25 ዓመታት ዝሃቦ ኣገልግሎት ሚዲያ፣ ዘመዝገቦ እወንታዊ ውፅኢትን ኣብ ዝቕፅል ራእይ ብምትኳር እቲ በዓል ምስ ዓማዊሉ ብምዃን…

ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝርከቡ ሰብ ሃፍቲ ይዛተያ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ  ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝርከቡ ሰብ ሃፍቲ ይዛተያ ኣለዋ። እቲ ዘተ ኣብዛ ሃገር ብዛዕባ ዘሎ ህሉዊ ኩነታት ዘተኮረ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ዘተ መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ…

ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ወላይታ ሶዶ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ወላይታ ሶዶ ይካየድ ኣሎ ህዝቢ እቲ ዞባ ኣብ ጎድኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደው ከምዝበለ ዘርእይ ደገፍ ሰልፊ ኣብ ወላይታ ዞን ይካየድ ኣሎ። እዋናዊን…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 509 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 532 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 509 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 101…

ትማሊ ምሸት ናብ ባህርዳርን ጎንደርን ሮኬት ከምዝተተኮሰ መፃረዪ መረዳእታ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ናብ ባህርዳርን ጎንደርን ሮኬት ከምዝተተኮሰ መፃረዪ መረዳእታ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ከባቢ መዕርፎ ኣውሮፕላን መጠነኛ ጉድኣት በፂሑ ኢዩ ኢሉ። ስግብግቡ ጁንታ ኣብ ኢዱ ዘሎዉ ናይ መወዳእታ መሳሪታት ጋጊኑ…

ግድብ ተከዘ ብቡምባ ተደብዲቡ ብዝብል ዝናፈስ ሓበሬታ ሓሶት ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተከዘ ብቡምባ ተደብዲቡ ተባሂሉ ብኣመራርሓታት ህወሓት ዝተፈነወ ሓበሬታ ሓሶት ምዃኑ መፃረዪ ሓበሬታ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፍሊጡ። እቲ መፃረዪ ሓበሬታ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ግድብ ተከዘ ከምካልኦት ግድባት…

ኮሚቴ ኣቕራቢ ሕፁያት ኮሚሽነራት ስርሑ ብዕሊ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚቴ ኣቕራቢ ሕፁያት ኮሚሽነራት ስርሑ ብዕሊ ምጅማሩ ገሊፁ። ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ምስ ኮሚቴ ኣቕራቢ ሕፁያት ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣብ ዝገበሩዎ ቀዳማይ መዓልቲ ዘተ ስርሑ ብዕሊ ከምዝጀመረ ኣብሲሮም፡፡ ኣወዳድባን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ህዝቢ ትግራይን ሓይሊታት ፀፅታ ትግራይን ካብ ገባቲ ጉጅለ ህወሓት ንባዕሎም ከድሕኑ ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣመልኪቶም ንህዝቢ ትግራይን ሓይልታት ፀጥታን መልእኽቲ ኣመሓላለፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዘመሓላለፉዎ ሙሉእ መልእኽቲ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፦ ዝኸበርካ ህዝቢ ትግራይ ከምዝፍለጥ…

ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳት ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ሙሁራት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ንልዕሊ 300 ዝኾኑ ሙሁራት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ገለፃ ይግበረሎም ኣሎ። እቲ ገለፃ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር እናተገበረ ዝርከብ እንትኸውን፥ ካብ ዝተፈላለያ ትካላት ትምህርቲን ትካላትን ዝተውፃእፅኡ ሙሁራት ኢዮም ተባሂሉ።…