ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ቀርኒ ኣፍሪካ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ቀርኒ ኣፍሪካ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፓርፋይት ኦናንጋ ተዛቲዮም።
መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዝገብሮ ዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኣብ እዋን እቲ…