ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ብቤት ፅሕፈት ብልፅግና ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20ሕዳር፣ 2013ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ብቤት ፅሕፈት ብልፅግና ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ ናይ መወዳእታ ልእኽቶ ሳልሳይን ዙር ምኽባር ሕጊ ህልውና ህዝቢ ንብረት ንምድሓን ዝተውሃቦ ዓብይ ጠመተ ብዘሳኽዐ መልክዑ ብዓዎት ምውድኡን ጁንታ ህወሓት ናይ መወዳእታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሳነ ምምሕዳር ዝተፈላለያ ክልላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሓፈሶ ዓወት ስዒቡ መልእኽቲ እንኳዕ ኣሕጎሰኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ርእሳነ ምምሕዳርን ምክትል ርእሳነ ምምሕዳራትን ዝተፈላለያ ክልላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሓፈሶ ዓወት ስዒቡ መልእኽቲ እንኳዕ ኣሕጎሰኩም ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፥ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል፣ ንመላእ ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዕራፍ ምኽባር ሕጊ ብዓወት ተዛዚሙ ኣሎ ኣብ ዝቕፅል እዋን ዓቢዪ ስራሕ ከምዝፅበየና ከይንርስዕ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ናይ እናኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። “ሰራዊት ምክልኻ ሃገር ልዑል መስዋእትነት ከፊሉ ንዘጎናፀፈና ክብሪ መላእ ኢትዮጵያውያን እንኳዕ ደስ በለና ደስ በለኩም” ኢለን፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሰራዊት ምክልኻል ኣንፀባራቒ ዓወት ብምምዝጋቡ ዝተሰመዖ ሓጎስ ገለፁ Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ኣንፀባራቒ ዓወት ብምምዝጋቡ ዝተሰመዖ ሓጎስ ገለፁ። “መላአእ ህዝቢ ኢትዮጵያ እንኳዕ ደስ በለኩም” ክብል እውን ገሊፁ። እቲ ባይቶ፥ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጠጠው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ሕጊ ናይ ምኽባር ወፍሪ ከምዝተዛዘመ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Nov 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ሕጊ ናይ ምኽባር ወፍሪ ከምዝተዛዘመን ደው ከምዝበለን ኣፍሊጦም። ቀፃሊ ትኹረትና ነቲ ክልል መሊስካ ምህናፅን ሰብኣዊ ደገፋት ምብፃሕን ከምዝኾነ እዉን ገሊፆም። ፖሊስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ከተማ መቐለ ሙሉእ ብሙሉእ ተቖፃፂሩ Gebremariam Weldegerima Nov 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2013 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ከተማ መቐለ ሙሉእ ብሙሉእ ተቖፃፂሩ። ጠቅላይ ኢታማዦር ሹም ጀነራል ብርሀኑ ጁላ መቐለ ሙሉእ ብሙሉእ ምቁፅፃሩ ገሊፆም። መከላኸሊ ሰራዊት ብዘካየዶ ዘመቻ ንፁሃት ዜጋታት ዒላማ ከይኮኑ፣ ከተማን ቅርስን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወፍሪ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ዘይሕጋዊ ዝኾኑ ኣባላት ጁንታ ህወሓት ናብ ሕጊ ንምቕራብ እዩ-ኣይተ ዛዲግ ኣብራሃ Gebremariam Weldegerima Nov 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ወፍሪ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ዘይሕጋዊ ዝኾኑ ኣባላት ጁንታ ህወሓት ናብ ሕጊ ንምቕራብ እዩ ክብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ማእኸል ህንፀት ዴሞክራሲኣይተ ዛዲግ ኣብራሃ ገሊፆም። መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ እናካየዶ ዝርከብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብምትሕብባር ዘዳለዎ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብምትሕብባር መበል 15 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኣተኲሩ ዘዳለዎ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ “ማዕርነትን ሀብረ ብሄራዊ ሓድነትን ንሓበራዊ ምዕባለ” ዝብል መሪሕ ቃል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ካምፕ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መጥቃዕቲ ምፍፃም ብዝኾነ ይኹን ሃገር ተቐባልነት ኣይብሉን- ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ Gebremariam Weldegerima Nov 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ህዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ጉጅለ ህወሓት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ንዘጋጠሙ ጥፍኣታትን ከበድቲ ገበናትን ተሓታቲ ከምዝኾነ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴሪኢ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ ገሊፆም። ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ ምስ ሃርድ ቶክ ቢቢሲ ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ትኹረት ብምግባር…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 769 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Nov 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 271 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 769 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 107 ሺሕን…