ኣብ ልዕሊ ሓይሊ ህወሓት ዝተወሰደ ቀዳማይ ዙር ወፍሪ ብዓወት ከምዝተዛዘመ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣፍሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ልዕሊ ህወሓት ዝተወሰደ ቀዳማይ ዙር ወፍሪ ብዓወት ከምዝተዛዘመ ኣፍሊጦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ሓይሊ ኣየር ኣብ ዝዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝነበሩ ሮኬታት ሓዊሱ ካልኦት ዝተፈላለዩ ከበድቲ…