ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማይክ ፖምፔዮ ኣብ ልዕሊ ካምፕ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ኣውጊዞም Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፔዮ ኣብ ህወሓት ዘሎ ጉጅለ ኣብ ልዕሊ ካምፕ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ኣውጊዞም። እቲ ከባቢ ንክረጋጋዕን ሰላም ንክነግስን እቶም ሚኒስትር ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ሰላም ኢትዮጵያ ንቀጠና ምብራቕ ኣፍሪካ ወሳኒ ከምዝኾነ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዋና ፀሓፊ ወደብ ሕብራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ሰላም ኢትዮጵያ ንቀጠና መብራቕ ኣፍሪካ ወሳኒ ከምዝኾነ ገሊፆም። ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ሪፎርም ኣብ ዝድለ ንክበፅሕን ህዝቢ ኢትዮጵያ ተረባሒ ንክኸውንን ትካሎም ከምዝድግፍ ዝገለፁ እቶም ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኣወጀ ህፁፅ ጊዜ ኣዋጅ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼብኡ ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ኣብ ክልል ትግራይ ንክእወጅ ዘቕረቦ ረቂቕ ኣዋጅ ህፁፅ ጊዜ ኣፅዲቑ። ባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ሻድሻይ ዓመት መበል ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ድሕንነት ሰለማዊ ሰባትን ኣገልግሎት ሰብኣዊ ሓገዝን ኣቕርቦት ምርግጋፅ የድሊ-ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ድሕንነት ሰለማዊ ሰባትን ኣቕርቦት ኣገልግሎት ሰብኣዊ ሓገዝን ምርግጋፅ ከምዘድሊ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ብህፁፅ እናተጋደደ ዝፀንሐ ኩነታት ፀፅታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ኣብ ዝሰፈረሎም ካምፕታት ዝተኸፈተ ናይ ከሓድቲ መጥቃዕቲ ብብቕዓት ብምምካት ናብ ፀረ መጥቃዕ ስጉምቲ ተሸጋጊሩ-ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣26 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ኣብ ዝሰፈረሎም ካምፕታት ዝተኸፈተ ናይ ከሓድቲ መጥቃዕቲ ብብቕዓት ብምምካት ናብ ፀረ መጥቃዕ ስጉምቲ ከምዝተሸጋገረ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ተዂሲ ኣብ ዝተኸፈተሎም ካምፒታት ኩሎም ብፅኑዕ ምክልኻል ኲናት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትማሊ ኣብ ኩሎም ግንባራት ኣብ ውሽጢ ህወሓት ናይ ዘሎ ጉጅለ ባህጊ ምኽሻፍ ተኻኢሉ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ውሽጢ ህወሓት ብዘሎ ጉጅለ ኣቢሉ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ስዒቡ ዝተወሰደ ስጉምቲ ኣመልኪቶም ትማሊ መግለፂ ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መግለፂኦም፥ ተስፋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼብኡ ከሳልጥ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)መበል ሓምሻይ ባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ሻድሻይ ዓመት መበል ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼብኡ ከሳልጥ ኢዩ። እቲ ባይቶ ኣብ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣኼብኡ ከምዘካይድ ናብ ፋና ብሮድ ካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምትንኳይ ህዝቢታት ኢትዮጵያ ክዕገሱዎ ዘይግባእ እኩይ ተግባር ኢዩ – ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉኣላዊነት ሃገር ካብ ምሕላው ሓሊፉ ህዝቢ ኢትዮጵያ ሓገዝ ኣብ ዝደለየሉ እዋን ብምውፋር ውላድ ቁርፂ እዋን ዝኾነ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምትንኳይ ህዝቢታት ኢትዮጵያ ክዕገሱዎ ዘይግባእ እኩይ ተግባር ከምዝኾነ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተመረቕቲ ተምሃሮ ኣትዮም ሪፖርት ንኽገብሩ ዝገበረኦ ፃውዒት ንግዚኡ ጠጠው ንኽብል ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተመረቕቲ ተምሃሮ ካብ 23 ጥቅምቲ ጀሚሮም ነናብ ዩኒቨርሲቲኦም ኣትዮም ሪፖርት ንኽገብሩ ዝገበረኦ ፃውዒት ንግዚኡ ጠጠው ንኽብል ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተፈነወሉ መጥቃዕቲ ብምምካት ድሕንነት ህዝቢን ሉኣላዊነት ሃገርን ኣብ ምሕላው ሓላፍነቱ ይዋፃእ ኣሎ – ሚኒስቴር ምክልኻል… Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ካብ ህወሓት ዝተፈነወሉ መጥቃዕቲ ብምምካትን ብምፍሻልን ድሕንነት ህዝቢን ሉኣላዊነት ሃገርን ኣብ ምሕላው ሓላፍነቱ እናተዋፅአ ምዃኑ ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ሓይሊ ዕጡቕ ህወሓት ካብ ትማሊ ምሸት ጀሚሩ ኣብ ልዕሊ…