Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

መንግስቲ ዝሃቦ ገደብ 72 ሰዓታት ብምጥቃም ብዙሓት ኣባላት ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻን ትግራይ ኢዶም ይህቡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ዝሃቦ ገደብ 72 ሰዓታት ብምጥቃም ብዙሓት ኣባላት ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻን ትግራይ በቢግምባሩ ኢዶም እናሃቡ ከምዝርከቡ መፃረዪ ሓበሬታ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፍሊጡ። ብወገን ክልል ዓፋር ኣቲዮም ብዙሓት ሰባት ኢዶም እናሃቡ እንትኾኑ፥ ኣብ ማይ…

አቶ ጃዋር መሃመድ፣ በቀለ ገርባ እና ሃምዛ አዳነን ጨምሮ ሌሎች ተከሳሾች የንብረት እግድ ይነሳልን ሲሉ ያቀረቡት አቤቱታ ውድቅ ሆነ

አዲስ አበባ፣ ህዳር 15፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) አቶ ጃዋር መሃመድ፣ በቀለ ገርባ እና ሃምዛ አዳነ ወይም ሃምዛ ቦረናን ጨምሮ ሌሎች ተከሳሾች ዐቃቤ ህግ ያገደባቸውን የንብረት እግድ ይነሳልን ሲሉ ያቀረቡት አቤቱታ ውድቅ ሆነ፡፡ የንብረቱን እግድ በተለመለከተ የፌደራል ከፍተኛ ፍርድ ቤት ልደታ…

ጉጅለ ህወሓት እናተጠቐመሉ ዝነበረ 32 ኩንታል መዐወኒ ሓሽሽ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ህወሓት እናተጠቐመሉ ዝነበረ 32 ኩንታል መዐወኒ ሓሽሽ ተታሒዙ። እቲ መዓወኒ ሓሽሽ ብተሸከርካሪ ተፃዒኑ ካብ ሑመራ ናብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክኣቱ ክብል ከምዝተትሓዘ ዋና ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኣምሓራ በርጌድ ቴድሮስ ኮማንደር ዘለቀ ምትኩ…

ተደጋጋሚ ፃውዒት ሰላም ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይን ምላሽ ፅንፈኛ ህወሓትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ህዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ተደጋጋሚ ፃውዒት ሰላም ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ምላሽ ፅንፈኛ ህወሓትን ብዝምልከት መፃረዪ ሓበሬታ ህፁፅ ጊዜ ኣዋጅ ቅድመ ሐዚ ኣብ ዝነበረ ከይዲ መብርሂ ሂቡ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ 24 መጋቢት 2010 ዓ.ም ናብ…

ብሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ደ/ር ደረጀ ዱጉማ ዝተመርሐ ጉጅለ ኣብ ማእኸላት ሕክምና ዞባታት ሰሜንን ደቡብን ወሎ ዑደት ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ደክተር ደረጀ ዱጉማ ዝተመርሐ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ትካላት ዘካተተ ጉጅለ ኣብ ማእኸላት ሕክምና ዞባታት ሰሜንን ደቡብን ወሎ ተረኺቡ ዑደት ኣካይዱ። እቲ ብዶክተር ደረጀ ዱጉማ ዝተመርሐ ጉጅለ፥ ካብ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ኤጀንሲ…

ኣምባሳደር ታዬ ንኣማኻሪት ዋና ፀሓፊ ምክልኻል ገበን ምፅናት ዘርኢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ መብርሂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ መልእኽተኛ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ንኣማኻሪት ዋና ፀሓፊ ምክልኻል ገበን ምፅናት ዘርኢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፕራሚላ ፓተን  ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ መብርሂ ሂቦም።…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 418 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 963 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ  418 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 106 ሺሕን 203…

ሩሲያ ብዝኾነ ይኹን ኩነታት ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ከምትኸውን ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቀዋሚ ኮሚቴ ርክብ ወፃኢን ሰላምን ምስ ጉጅለ ምሕዝነት ሩሲያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዱዎ ዘተ ሩሲያ ብዝኾነ ይኹን ኩነታት ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ከምትኸውን ገሊፃ። ሩሲያ እዚ ዝገለፀት፥ ብኣምባሳደር ኤቭጊኒ ቴሬክሂ ዝተመርሐ ኣርባዕተ ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ…

ምስ ኣይ ኤስ ርክብ ብምፍጣር ተግባር ግብረ ራዕዲ ንምፍፃም እናተንቀሳቐሰ ዝነበረ ተጠርጣሪ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ምስ ኣይ ኤስ ርክብ ብምፍጣር ተግባር ግብረ ራዕዲ ንምፍፃም እናተንቀሳቐሰ ዝነበረ ተጠርጣሪ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ። ተፈራ በላይ ወይ ድማ እንድሪስ ተባሂሉ ከምዝፅዋዕ እቲ ተጠርጣሪ ንቤት ፍርዲ ኣመዝጊቡ። ፖሊስ ፌዴራል ብግድኡ፥ ተጠርጣሪ ብዙሕ…

ኢትዮጵያ ድኽነት ንምጥፋእ ኣብ ትገብሮ ፃዕሪ ቻይና ኣብጎና ደው ከምትብል ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኢትዮጵያ ድኽነት ንምጥፋእን ጎደና ዕቤታ ንምዕትን ኣብ ትገብሮ ፃዕሪ ቻይና ኩልግዘ ኣብጎና ደው ከምትብል ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ መኮንን እዚ ዝበሉ መበል 50 ዓመት…