Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ምክትል ቀ/ሚ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ተዛቲዮም። ዲፕሎማሲያዊ ልኡኽቶ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን፥ ሎሚ መዓልቲ ድማ ኣብ ፈረንሳይ ቀፂሉ…

ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ኣብ ማይ ካድራ ዝፈፀሞ እኩይ ተግባር ኣብ መቐለ ንምድጋም እናተንቀሳቐሰ ከምዝኾነ ፖሊስ ኮሚሽን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ኣብ ማይ ካድራ ዝፈፀሞ እኩይ ተግባር ኣብ መቐለ ንምድጋም እናተንቀሳቐሰ ከምዝኾነ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን እኩይ ትልሚ እቲ ጉጅለ ከምዝበፅሖ እውን ኣፍሊጡ ኣሎ፡፡ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተጀመረ…

ሰራዊት ምክልኻል ናይ መወዳእታ ምዕራፍ ወፍሪ ንኽጅምር ትእዛዝ ከምዝተውሃቦ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ ፣17 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሳልሳይን ናይ መወዳእታን ምዕራፍ ወፍሪ ንኽጅምር ትእዛዝ ከምዝተውሃቦ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። “ኣብቲ ወፍሪ ንፁሃን ሰባት ከይጉድኡ ልዑል ጥንቃቐ ክንገብር ኢና፤ ብረሃፅ ህዝብና ዝተሰርሐት ከተማ መቐለ…

13 ተለኣኣኽቲ ጥፍኣት ህወሓት ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቦረና ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥፍኣት ንምብፃሕ ኣብ ምድላው ዝነበሩ 13 ተለኣኣኽቲ ህወሓት ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቦረና ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። እቶም ተጠርጠርቲ ኣብ ዞባ ቦረና ወረዳ ጎሜሌ ብዝተገበረ ሃንደበታዊ ተፍቲሽን ሕብረተሰብ ብመሰረት ዝሃቦ ሓበሬታን ኢዮም ኣብ ቁፅፅር…

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ጣልቃ ናይ ምእታው ባህጊ ከምዘይብሉ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝጀመሮ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ጣልቃ ናይ ምእታው ባህጊ ከምዘይብሉ ገሊፁ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ኮሚሽነር ኣመራርሓ…

ምክትል ቀ/ሚ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ቤልጂየም መሰተኦም ታዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ቤልጂየም መሰተኦም ሶፊ ዊልምስ ታዛቲዮም። ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ እዋናዊ ኩነታትን ኣብ መንጎ ክልቲኣዊ ርክብ እተን ሃገራት ብዝምልከት ብሓባር ተላዚቦም። ኣብ ክልል…

ምክትል ቀ/ሚ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ሕብረት ኣውሮፓ ጆሴፍ ቦሬል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ሕብረት ኣውሮፓ ጆሴፍ ቦሬል ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ናብ ቤልጄም ብምምራሕ ንጆሴፍ ቦሬል ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት መብርሂ…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናብ ከተማ ኣክሱም ብምእታዉ እቲ ከባቢ ይረጋጋዕ ኣሎ-ነበርቲ ኣክሱም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናብ ከተማ ኣክሱም ብምእታዉ እቲ ከባቢ ይረጋጋዕ ኣሎ ክብሉ ነበርቲ ኣክሱም ተዛሪቦም። እቶም ነበርቲ ኣብታ ከተማ ዝተቛረፁ መብራህቲን ካልኦት ኣገልግሎታትን ብህፁፅ ንክጅመሩ ሓቲቶም። ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ነታ ከተማ…

ሃገራት ኣብ ካልኦት ውሽጣዊ ጉዳያት ጣልቃ ናይ ዘይምእታው መርህ ከኽብራ ይግባእ- ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ኣብ ካልኦት ውሽጣዊ ጉዳያት ጣልቃ ናይ ዘይምእታው መርህ ከኽብራ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣተሓሳሲቦም። ኢትዮጵያ ታሪኽ ሃገረ መንግስቲ ዘለዋ ሃገር ከምዝኾነት ዝሓበሩ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ካብ…

መንግስቲ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ማይካድራ ዝፈፀሞ ጭካነ ዝተመልኦ ተግባር ኣውጊዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ፌዴሪኢ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ማይካድራ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ዝፈፀሞ ጭካነ ዝተመልኦ ተግባር ኣውጊዙ። ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ ፀብፃብ፥ ሓይሊታት ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ማይካድራ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን…