ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ተወሳኺ መብርሂ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ፌዴሪኢ ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዝርከብ ፅንፈኛ ጉጅለ ሕገ-መንግስቲ ስለዝጠሓሰ ስራሕቲ ምኽባር ልዕለነት ሕጊ ንምስራሕ ከምዝተገደደ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ።
እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ኣብ ክልል…