ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጂኦርጂያ ሜሎኒ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጂኦርጂያ ሜሎኒ ኣብ 2ይ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት መንግስታት ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን። እተን ቀዳመይቲ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣቀባብላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሃሙድ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሃሙድ ተዛቲዮም፡፡ ኢትዮጵያ ኣብ ተተኣናግዶ 2ይ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት መንግስታ እንኳዕ ብደሓን መፅኡ” ክብሉ እውን ነቶም ፕሬዚዳንት መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሃሙድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ኣብ 2ይ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት መንግስታት ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣቀባብላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢፋድ ሓቛፊን ዘላቒን ልምዓት ግብርና ክብ ንምባል ዝተፈለየ ብፅሒት ምግባሩ ቀፂሉ ኣሎ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኢፋድ ሓቛፊን ዘላቒን ልምዓት ግብርና ክብ ንምባል ዝተፈለየ ብፅሒት ምግባሩ ቀፂሉ ኣሎ ኢሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ኢፋድ ኣልቫሮ ላሪዮ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ፋኦ ኩ ዶንግዩ ዘቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ፋኦ ኩ ዶንግዩ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ ዋና ዳይሬክተር ኩ ዶንግዩ ምዝታዮም ገሊፆም። ጉባኤ ምግቢ ሕቡራት መንግስታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)ምስ ዳይሬክተር ዩኤንዲፒ ኣብ ዞባ ኣፍሪካ ኣሁና ኢዚያኮንዋ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሓጋዚት ዋና ፀሓፊት ሕቡራት መንግስታትን ዳይሬክተር ዩኤንዲፒ ዞባ ኣፍሪካን ኣሁና ኢዚያኮንዋ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕህበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ሓጋዚት ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን… Desta Jul 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣቦ መንበር ብሄራዊ ባይቶ ፓኪስታን ሰይድ ዩሱፍ ራዛ ጊላኒ ኣብ ኢትዮጵያ ዕዉት ዝኾነ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር መሰረት ዝገበረ ሃገራዊ ወፍሪ ሓምለዋይ ኣሰር ፓኪስታን ከጀመር ኢየ ኢሎም። እቶም ኣቦ መንበር ምስ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ሚሊየናት ብምትካል ኣካል ታሪኻዊ ጉዕዞ ምብራኽ ንኹን-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ Desta Jul 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓደ ፀሓይ ሚሊየናት ብምትካል ኣካል ታሪኻዊ ጉዕዞ ምብራኽ ንኹን ኢሉ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ንኢትዮጵያ ናብ ዝነበረቶ ጥንታዊ ሽፋን ደኒ ብምምላስ ሓምለዋይ ልባስ ንምኽዳን ዝጀመርናዮ ፃዕሪ መበል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ናብ ኢንዱስትሪ ዝግበር ጉዕዞ ዘቀላጥፍ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ እናዓበየ ንዝርከብ ልዑል ጠለብ ሓይሊ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ምላሽ ብመሃብ ኢትዮጵያ ናብ ኢንዱስትሪ ትገብሮ ጉዕዞ ዘሳልጥ ኢዩ ኢሎም ምሁራን፡፡ ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፃንሒት ዝነበሮም ምሁራን፤ ካብቲ ግድብ ዝፍልፍል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእኸል መሰልጠኒ ኣመራርሓ ስራሕ ምስ ጉዕዞ ብልፅግና ሓቢሩ ዝስጉም ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን Gebremariam Weldegerima Jul 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ ቢሾፍቱ ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ኢትዮጵያ ምስ ጉዕዞ ብልፅግና ሓቢሩ ዝስጉም ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ህንፀት ፕሮጀክታት፣ ክፍሊታት ስልጠናን ምንቅስቓስ ስራሕን…