Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

2ይ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ዘዕወተቶም ልምዲታት እተካፍለሉ መድረኽ ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ እተተኣናግዶ 2ይ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ሃገርና ዘዕወተቶም ጭቡጣት ልምዲታት ተካፍለሉ መድረኽ ኢዩ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ 2ይ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ብኣሰናዳእነት ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ…

ምዝዛም ግድብ ህዳሰ ብሄራዊ ረብሓና ንምርግጋፅ ንድሕሪት ዝጎትተን ነገር ከምዘየለ መርአያ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምዝዛም ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ እታ ሃገር ብሄራዊ ረብሓኣ ንምርግጋፅ ንድሕሪት ዝጎታ ነገር ከምዘየለ ዘርአናሉ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ከበደ ዴሲሳ። እቶም ሚኒስትር ዴኤታው ከምዝበሉዎ÷ ንኣባይ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምትሕብባር ኣፍሪካን ካሪቢያንን ንክድልድል ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምትሕብባር ኣፍሪካን ካሪቢያንን ንክድልድል ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትይር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል ካልኣይ ጉባኤ ማሕበረሰብ ኣፍሪካን ካሪቢያንን ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ኣንጎላ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ኣንጎላን እዋናዊ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን  ጁአዎ ሎሬንቾ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ሓበራዊ ባህጊታትና ጠመተ…

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣንጊዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣንጊዶም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ትሑት ናብራ ንዘለዎም ቤት ፅሕፈት ቀደማይ ሚኒስትርን ሰራሕተኛታቱን ንዘዕብዩዎም ህፃናት መኣዲ ከምዝኣንጊዱ እቲ ቤት ዕዮ ገሊፁ።…

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ግሁድ ክሳብ ዝኾን ዝረኸብናዮ ውፅኢት ፅንዓትና እዩ – ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ትካላት ድሕንነትን ፀጥታን ካብ ምዝማን ጀሚሩ ክሳብ ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዘመዝገብናዮ ዓብዪ ዓወት፣ ናይ ሓባር ዕላማናን ዘይንቕነቕ ፅንዓትናን እዩ ኢለና ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)። ጳጉሜን 1 መዓልቲ ፅንዓት “ፅኑዕ…

ስራሕቲ ምዝማን ኩለመዳያዊ ትካላት ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን ፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ስራሕቲ ምዝማን ተጠናኺ ኩለመዳያዊ ትካላት ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡፡ ዝተማልአ ኩለመዳያውን ግልጋሎት ምሃብ ዝኽእል ማእኸል ምሕዳስን ቆሬ ሜንተናንስን ተመሪቑ። ኣብቲ እዋን ፊልድ ማርሻል…

“ፅኑዕ መሰረት ብርትዕቲ ሃገር”

ብደምን ኣዕፅምቲን ኣያታትና ፀኒዓ ዝነበረት ሃገርና ብልዑል ብርኪ ተሓፊራን ተኸቢራን ንክትቅፅል ኣብ ጉዕዞ ሓዱሽ ምዕራፍ ንርከብ። በቢእዋኑ ዘጋጠሙ ፈተናታት ብፅንዓት ምሕላፍ ሓዱሽ ታሪክ ዝሰርሑ ናይ ጀጋኑ ሃገር ፤ ኢትዮጵያ ። በቢታሪኩ ዝፍፀሙ ዓወታት ድማ በዓል ቤት እንትህልው ኢትዮጵያዊ…

ኢትዮጵያ ትልሚታት ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣፍሪካ ብጭቡጥ ተግባራት ተርኢ ኣላ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ትልሚታት ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣፍሪካ ብጭቡጥ ተግባራት ተርኢ ኣላ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ጉባኤ ለውጢ ከባቢ ኣየር መናእሰይ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስላጥ ጀሚሩ። ኣብ መኽፈቲ ጉባኤ ምክትል ቀዳማይ…

ኢትዮጵያ ምስ ዘበን ዝዘመኑ ትካላት ፀፅታ ትሃንፅ ኣላ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ከዘመን ምስ ዘበን ዝዘመኑ ኣብ ሕገ መንግስታዊ ክብሪታት ዝተመስረቱ ትካላት ፀፅታ ትሃንፅ ኣላ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ምስ ኣመራርሓ…