በዓል ደመራ መስቀል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተወሰኑ ሰባት ኣብ ዝተረኸብሉ ሎሚ መዓልቲ ክኽበር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል ደመራ መስቀል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተወሰኑ ሰዓብቲ እቲ እምነት ኣብ ዝተረኸብሉ ሎሚ መዓልቲ ክኽበር ኢዩ።
እቲ በዓል ኣብ መስቀል ኣደባባይ ዝኽበር እንትኸውን ብምኽኒያት ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ውሑዳት ሰባት ጥራሕ ከምዝርከቡ ምግላፁ ይዝከር።…