Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ዳይሬክተር ትካል ገንዘብ ዓለም ክርስታሊና ጆርጂዩቫ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣14 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዳይሬክተር ትካል ገንዘብ ዓለም(አይ ኤም ኤፍ)  ክርስታሊና ጆርጂዩቫ ተዛቲዮም። ኣብ መንጎ ድኻን ሃፍታምን ዘሎ ኣፈላላይ ናብራ ብዛዕባ ምፅባብን ብምኽኒያት ምንቅስቓስ ሓምለዋይ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 290 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 347 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 290 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 120 ሺሕን 638…

ትእምት ብውሑዳት ተወኒኑ እንተፀንሐ እዉን ሃፍቲ ህዝቢ ስለ ዝኾነ ስርሑ ንክቕፅል መንግስቲ ከምዝወሰነ ዶከተር ኣብረሃም በላይ ኣፍልጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትእምት ብውሑዳት ተወኒኑ እንተፀንሐ እዉን ሃፍቲ ህዝቢ ስለ ዝኾነ ስርሑ ንክቕፅል መንግስቲ ከምዝወሰነ ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ዶከተር ኣብረሃም በላይ ኣፍልጦም። ዶክተር አብርሃም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝሃብዎ ጋዝጣዊ…

ጊዝያዊ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ምስ ማሕበረሰብ ንግዲ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጊዝያዊ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ምስ ማሕበረሰብ ንግዲ እታ ከተማ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት ተዛቲዩ፡፡ እቶም አባላት ማሕበረብ ንግዲ ኣብታ ከተማ ዝተፈጠረ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ብምጥቃም ናብ ስረሖም ብሙሉእ ዓቕሞም ንክምለሱ ፃውዒት ቀሪቡ፡፡ ኣብቲ…

ኢትዮጵያ መበል ካልአይቲ ሳተላይት አሐንቢባ

ኣዲስ ኣበባ፣13 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኢቲ ስማርት አር ኤስ ኤስ ( ET-Smart-RSS ) ሳተላይት አሐንቢባ። ስፔስ ሳይንስን ኢንስቲትዩት  ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ከምዝበሎ እታ ሎሚ መዓልቲ ተሓንቢባ ዘላ ሳተላየት መበል ካልአይቲ ኢያ። “ኢቲ ስማርት” ዝብል ስያመ ዝተውሃበ…

ሕውነት ኢትዮጵያን ሱዳንን ንሓበራዊ ምዕባለ ወሳኒ ኢዩ -ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕውነት ኢትዮጵያን ሱዳንን ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንክበፅሕ እወንታዊ ባህጊ ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። መበል ካልኣይ ዙር መድረኽ ዘተ ላዕለዎት ብርኪ ፖለቲካ ጉዳያት ዶብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ነበርቲ ክልል ቤንሻንጉልጉምዝ ዞባ መተከል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ቤንሻንጉልጉምዝ ምስ ነበርቲ ዞባ መተከል ተዛቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ረእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን፣ ሚኒስትር ሰላም ሙፈሪያት ካሚል፣ ላዕለዋይ ኤታማጆር ሹም ሰራዊት…

ኣብ ትግራይ ጉድኣት ዝበፅሖም መሰረተ ልምዓታት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ብምፅጋን ኩለን ከተማታትን ጣቢያታት ገፀርን ኣብ ዝሓፀረ እዋን ሓይሊ ንክረኽባ ንምግባር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታህሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ጉድኣት ዝበፅሖም መሰረተ ልምዓታት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ብምፅጋን ኩለን ከተማታትን ጣቢያታት ገፀርን ኣብ ዝሓፀረ እዋን ሓይሊ ንክረኽባ ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ከተማታት ዋጃ፣ ኣላማጣ፣ ኮረም፣ ማይጨው፣…

ኣብ ከተማ ውቕሮ ጊዝያዊ ኣወዳድባ ምምሕዳር ምዝርጋሕ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ከተማ ውቕሮ ጊዝያዊ ኣወዳድባ ምምሕዳር ብዕሊ ምዝርጋሕ ተጀሚሩ። ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ ነበርቲ ከተማ ውቕሮ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ተዛቲዩ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ጊዚያዊ ምምሕዳር ዶክተር ሙሉ ነጋን…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 397 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 242 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ  397 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 120 ሺሕን…