ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝተፈጠረ ፀገም ምቁራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምፍታሕ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝተፈጠረ ፀገም ምቁራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምፍታሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ሓሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ካብ ጣና በለስ ናብ ባህርዳር ዝኸይድ 400 ኪሎ ቮልት ኣብ ዝሽከም መስመር ሓይሊ ኤሌክትሪክ ብዘጋጠመ ፀገም…