Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ድሕንነት ኣብ ኣዋናዊ ጉዳያት ድሕንነት ኣድሂቡ ብምዝታይ ኣንፈት ኣቐሚጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ድሕንነት ኣብ ኣዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነት ኣድሂቡ ብምዝታይ ኣንፈት ኣቐሚጡ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሃቀኑ፣ ዝፈሸሉን ጉድኣት ዘብፅሑን ብሄራዊ ስግኣታት ድሕንነት ብዝርዝር ተመልኪቱ። ኣብዚ ሕዚ እዋን…

ህዝቢ ትግራይ ህዝቢና ኢዩ ህዝብና ዝጎድእ ስጉምቲ ብምውሳድ ፅባሕ ዘናሰሐና ተግባር ክንፍፅም ኣይንደሊን – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህዝቢ ትግራይ ህዝቢና ኢዩ ህዝብና ዝጎድእ ስጉምቲ ወሲድና ጥፍኣት ብምክያድ ፅባሕ ዘናሰሐና ተግባር ክንፍፅም ኣይንደሊን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት…

ዶክተር ሓጎስ ጎደፋይ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ብብር 3 ነጥቢ 2 ቢሊየን ኣብ ዝህነፅ ዘሎ ሪፈራል ሆስፒታትል ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓላፊ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትገራይ ዶክተር ሓጎስ ጎደፋይ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ብብር 3 ነጥቢ 2 ቢሊየን ኣብ ዝህነፅ ዘሎ ሪፈራል ሆስፒታትል ዑደት ኣካይዶም። እቲ ሆስፒታል ኣብ ትሕቲ ዩኒቨርሲቲ ዓዲ ግራት ብምዃን ዝህነፅ ዘሎ…

ኣብ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ዝተተኸለ መሳርሒ መመርመሪ ቫይረስኮሮና ዕላዊ ስርሑ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብልዕሊ ብር 6 ሚልየን ወፃኢ ዝተገበረሉ ብሓልዮት ማሕበር ቀዳሞት ተምሃሮ ኣግኣዚ ነበርቲ ሰሜን ኣሜሪካን ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዝተበርከተ መሳርሒ መመርመሪ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ማእኸል ላቦራቶሪ ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ተመሪቑ ዕላዊ ስርሑ…

ኣብ ክልል ዓፋር ብምኽንያት ሓደጋ ውሕጅ ኣብ ልዕሊ 11 ሄክታር ዝራእቲ ሽኮር ኣገዳ፣ ጡጥን ካልኦትን ጉድኣት በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ሩባ ኣዋሽ መሊኡ ኣብ ወረዳ ኣሚባራ ኣብ ልዕሊ ሕብረተሰብ ሰበኽ ሳግም፣ ኣብ ምርምር ሕርሻን ዝራእቲ ሰብ ሃፍቲን ዘብፀሖ ጉድኣት ተጎብኒዩ። ኣብቲ እዋን ዑደት ላዕለዎት ኣመራርሓታት ሚኒስቴር ሕርሻ ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ ኣብቲ ክልል…

ዶ/ር ሙላቱ ተሾመ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፍሉይ መልእኽተኛ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ነበር ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢን ዶ/ር ሙላቱ ተሾመ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ተዛቲዮም። ኣብቲ ኣብ ደቡብ ሱዳን ጁባ ዝተኻየደ መድረኽ ዘተ፥ ባህጊ ክልቲአን ሃገራት ብዘማልእ መልክዑ…

ንለበዳ ቫይረስኮሮና ብዘየቃልዕ መገዲ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምጅማር ዘኽእል መፅናዕቲ ተኻይዱ-ሚኒስቴር ትምህርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ብዘየቃልዕ መገዲን ብጥንቃቐን ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር  ኣብ ሓዱሽ ዓመት ንምጅማር ዘኽእል መፅናዕቲ ምክያዱ ሚኒስቴር ትምህርቲ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣይተ ሚሊዮን ማቲዎስ፥ ምዝገባ ተምሃሮ…

ቤት ፍርዲ ኣብ ልዕሊ ኣይተጃዋር ሓዊሱ ክሳብ ታራ ቁፅሪ 10 ዘለዉ ተጠርጠርቲ ዓቃቢ ሕጊ ክሳብ 8 መስከረም 2013 ዓ.ም ክሲ ንኽምስርት ብይን ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ብርኪ መጋባእያ ፌዴራል ታረኛ ቆፀሮ ምድብ ኣራዳ፤ ኣብ ልዕሊ ኣይተጃዋር ሓዊሱ ክሳብ ታራ ቁፅሪ 10 ዘለዉ ተጠርጠርቲ ዓቃቢ ሕጊ ክሳብ 8 መስከረም 2013 ዓ.ም ክሲ ንኽምስርት ብይን ሂቡ። እቲ ቤት ፍርዲ፥ ኣብ ልዕሊ ኣይተ ጃዋር መሓመድን…

ዓመታዊ ኣኼባ ኣምባሳደራት ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ዋና ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፣ ኣምባሳደራትን ቆንስላ ጀነራላትን ከካይዱዎ ዝቐነዩ ዓመታዊ ኣኼባ ተዛዚሙ። እቲ ኣኼባ “ዲፕሎማሲያዊ ልኡኽቶና ንሃገራዊ ምዕባለና” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ንዝሓለፉ 15 ተኸታተልቲ…

ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ 976 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና እንትተሓዙ 15 ሰባት ድማ ህይወቶመ ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 19 ሺሕን 449 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 976 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶመ ዝሓለፉ ሰባት…