Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ትማሊ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼባ ብዛዕባ ክልል ትግራይ ዝምልከት ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ትማሊ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼባ መንግስቲ ፌዴራል ምስ ባይቶ ክልል ትግራይን ላዕለዎት ኣካላት ፈፀምቲ ሕጊን ዝኾነ ዓይነት ርክብ ከይፍፅም ወሲኑ። ፀሓፊ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ትርጉሙ ሕገ-መንግስቲን ማንነትን እቲ ፌዴሬሽን ኣይተ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ባህርዳር ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ናብ ከተማ ባህርዳር ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ከተማ ባህርዳር እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ተመስገን ጥሩነህን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ዝመረፀና ህዝቢ ውክልንኡ ክሳብ ዘልዕል ሓላፍነትና ምውፃእ ክንቅፅል ኢና – ኣባላት ቤት ምኽሪ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መስከረም፣2013 ( ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝመረፀና ህዝቢ ውክልንኡ ክሳብ ዘልዕል ዝተውሃበና ህዝባዊ ሓላፍነት ምውፃእ ክንቅፅል ኢና ክብሉ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ገሊፆም። ሜላታት ምክልኻል ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ብጥንቃቐ ብምፍፃም ምርጫ ክሳብ ዝካየድ ውክልና ዝመረፆም ህዝቢ…

ቤት ፍርዲ ኣርተሲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ብምቕታል ዝተኸሰሱ 4 ውልቀሰባት ብመንግስቲ ጠበቓ ንኽቖመሎም ኣዚዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ፍርዲ ኣርተሲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ብምቕታል ዝተኸሰሱ ኣርባዕተ ውልቀሰባት ብመንግስቲ ተኸላኻሊ ጠበቓ ንኽቖመሎም ኣዚዙ። ተኸሰስቲ ብመሰረት ቆፀረኦም ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ቀዳማይ መጋባእያ ገበን ጥሕሰት ሕገ-መንግስቲን ፀረ ግብረ…

ካብ ከባቢ ዓፋር ናብ ወረዳ ራያ ጨርጨር ትማሊ ዝኣተወ ዕስለ ኣንበጣ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ከባቢ ክልል ዓፋር ናብ ወረዳ ራያ ጨርጨር ጣብያታት ሓዲስ ቅኝን ባላን ትማሊ ዝኣተወ ሓዱሽ ዕስለ ኣንበጣ ከምዘሎ ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ትግራይ ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም ገሊፆም። እቶም ዋና ኣመሓዳሪ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም…

ካብ 100 ሺሕ ንላዕሊ ዘሎ ኖት ብር ዝቕየረሉ እዋን 6 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ክዛዘም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ 100 ሺሕ ንላዕሊ ዝኾነ ኣረጊት ኖት ብር ዝሓዙ ኣካላት ክሳብ 6 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ብሓዱሽ ኖት ብር ንኽቕይሩ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ፀዊዑ። መንግስቲ ዝፀንሐ ኖት ብር ብሓዱሽ ኖት ብር ንምቕያር ገደብ እዋን 90 መዓልቲ ከምዘቐመጠ…

ኢትዮጵያ ካብ ዝቕፅል ወርሒ ጥቅምቲ ጀሚራ በሪታታ ንቱሪዝም ክፍቲ ክትገብር ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ዝቕፅል ወርሒ ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ጀሚራ በሪታታ ንቱሪዝም ክፍቲ ከምእትገብር ቱሪዝም ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር ቱሪዝም ኢትዮጵያ ኣይተ ስለሺ ግርማ ከምዝበልዎ፥ ቫይረስኮሮና ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ልዑል ፅዕንቱ ኣሕዲሩ ፀኒሑ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 618 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 62 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 618 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 79 ሺሕን 437…

ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)5ይ ዘበን 6ይ ዓመት እዋን ስራሕ ቀዳማይ ስሩዕ ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ 25 መስከረም 2013 ዓ.ም ተሳሊጡ። እቲ ሓበራዊ ኣኼባ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ…

ብዓል ብሄር ብሄረሰባት ብምኽኒያት ቫይረስኮሮና ናይ ኣከባብራ ለውጢ ተገይሩሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሎሚ ዘበን ኣብ ዝኽበር ብዓል ብሄር ብሄረሰባት ብምኽኒያት ቫይረስኮሮና ናይ ኣከባብራ ለውጢ ከምዝተገበረ ኣፍሊጡ። ቅድመ ሐዚ ብሓንቲ ክልል ኣሰናዳኢነት ዝኽበረሉ ዝነበረ መገዲ ብምትራፍ ካብ 15 ሕዳር 2013 ዓ.ም ጀሚሩ…