ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ብራዚል ዘቲዮም Desta Jul 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ብራዚል ሉዊዝ ኢናቺዮ ሉላ ደ ሲልቫ ዘቲዮም እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ቅድሚ መበል 17 ጉባኤ ብሪክስ ምስ ፕሬዚዳንት ሉዊዝ ኢናቺዮ ሉላ ደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ናፅነት በዓል ኮሞሮስ ነጻነት ንምስታፍ ናብ ሞሮኒ ኮሞሮስ ኣቕኒዖም Desta Jul 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ናፅነት በዓል ኮሞሮስ ነጻነት ንምስታፍ ናብ ሞሮኒ ኮሞሮስ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ልኡል ሰይድ ኢብራሂም ሞሮኒ እንትበፅሑ ላዕለዎት ሰብ መዚ መንግስቲ እታ ሃገር ኣቀባብላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍልሰት ብኣግባቡ እንተተመሪሑ ዕድል ልምዓት ዝፈጥር ኢዩ-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Desta Jul 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍልሰት ብኣግባቡ እንተተመሪሑ ዕድል ልምዓትን ዕብየትን ዝፈጥር ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። ዓመታዊ ኣኼባ ብሄራዊ ፍልሰት እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝተረኸብሉ ተሳሊጡ። ኣይተ ተመስገን፥ ልኡላውነት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ከጋጥሙ ዝኽእሉ ስግኣታት ካብ ርሕቕ ናይ ምትራፍ ብቕዓት ዘለዎ ሰራዊት ሃኒፅና ኢና”ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Desta Jul 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከጋጥሙ ዝኽእሉ ስግኣታት ካብ ርሕቕ ናይ ምትራፍ ብቕዓት ዘለዎ ሰራዊት ሃኒፅና ኢና ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ኮሌጅ ኣዛዝነትን ስታፍን ሰራዊት ምክልኻል ንመበል 15 እዋን ዘሰልጠኖም ካብ ኩለን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓን ኣባላትን ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊካን ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም Desta Jul 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓን ኣባላትን ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊካን ምስ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ብምዃን ኣብ ጎቦ የካ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም። “ብምትካል ምብራኽ” በዝብል ብዝተሰየመ ናይ ሎሚ ዘበን መርሃ ገብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ብምስታፎም ዝተሰመዖም ታሕጓስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ምድላይ ዲሞክራሲ ኢትዮጵያዊ” ንዘበናት ድልየት ዴሞክራሲን ሕልሚን ዝድህስስ መፅሓፍ እዩ- ኣይተ ኣደም ፋራህ mizan mekonen Jul 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር መተሓበሪ ማእኽልን ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ “ምድላይ ዲሞክራሲ ኢትዮጵያዊ" እቲ መፅሓፍ ህዝቢ ኢትዮጵያ ንዘበናት ድልየት ዲሞክራሲን ሕልሚን ዝድህስስ ብርሃን ፍልጠት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራሕቲ ብተግባርን ብኣተሓሳስባን ምምራሕ ምኽኣሎም መግለፂ መደመር ወለዶ እዩ- ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen Jul 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ መራሕቲ ሃገር ብተግባርን ብኣተሓሳስባን ምምራሕ ምኽኣሎም መግለፂ መደመር ወለዶ እዩ ኢሎም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ገፆም ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ላዕለዋይ ሓለፍነት ስራሕ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዶብ ተሳጋሪ ገበናት ብሓባር ንምክልኻል ቆራፅ እያ – ፕሬዚዳንት ታዬ mizan mekonen Jul 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ዶብ ተሳጋሪ ገበናት ንምክልኻል ዝግበሩ ምትሕብባር ንምጥንኻር ቆሪፅ እያ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ትካል ፖሊስ (ኢንተርፖል) ኣሕመድ ናስር ኣል ራይዚ ዘትዮም። ፕሬዚዳንት ታዬ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ዘትዩ ውሳነ ኣሕሊፉ mizan mekonen Jul 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ሎሚ ኣብ ዘካየዶ መበል 48 ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳኔታት ኣመሓላሊፉን። እቲ ቤት ምኽሪ ዘሕለፎም ውሳነታት ብዝርዝር ከምዝስዕብ ይቐርብ፡ እቲ ቤት ምኽሪ ፈላማይ ዝተመያየጠ መንግስቲ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ቀፅሪ ፓርላማ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም mizan mekonen Jul 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017(ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ቀፅሪ ፓርላማ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኦም ÷ሎሚ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፈፃፅማ ትልሚ መንግስቲ 2017 ዓ.ም ድሕሪ ምቕራብ ኣብ ፓርላማ ሓምለዋይ ኣሰር…