ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሳንዶካን ደበበ ኮሚሽነር ሓይሊ ኒውክሊየር ኢትዮጵያ ብምዃን ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንኣይ ሳንዶካን ደበበ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሓይሊ ኒውክሊየር ኢትዮጵያ ብምግባር ሾይሞምዎም። ኣይተ ሳንዶካን ደበበ ካብ ሎሚ ማልቲ 4 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ጀሚሮም ከምዝተሾሙ ኢዩ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ስሩዕ መንፈሳዊ ሰበኻ ጉባኤ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 44 ዓለም ለኸ ስሩዕ መንፈሳዊ ሰበኻ ጉባኤ መንበረ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ሓዊሱ ኣብ መላእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ዘትዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ Desta Oct 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘካየዶ መበል 49 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ዘትዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝገበሮ ስሩዕ ኣኼባ፥ መጣየሺ ኣዋጅ ኮሚሽን ሓይሊ ኒውክሊየር ኢትዮጵያ ብዝምልከት ብምዝታይ እቲ ደንቢ ኣብ…
ቢዝነስ ብሄራዊ ባንኪ ቀረብ ሸርፊ ወፃኢ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣብ ፍሰት ዓወዲ ሸርፊ ወፃኢ እናቐፀለ ስለዝኾነ ቀረብ ሸርፊ ወፃኢ ኣብ ሓዱሽ በጀት ዓመት እውን ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሉ። ብሄራዊ ባንኪ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ፅባሕ ከምዝካየድ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ብዛዕባ እቲ ጨረታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ሕድሕድ ኢትዮጵያዊ ንሃገሩ ዘለዎ ፍቕሪ፣ ክብሪን ቃል ኪዳንን ዘሐድሰሉ ኢዩ-ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ-ስላሴ Desta Oct 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ሕድሕድ ኢትዮጵያዊ ንሃገሩ ዘለዎ ፍቕሪ፣ ክብሪን ቃል ኪዳንን ዘሐድሰሉ ኢዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ-ስላሴ። መበል 18 መዓልቲ ብሄራዊ ሰንደቕ ዓላማ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ-ስላሴን ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰንደቕ ዕላማና ምልክት ጉዕዞ ምብራኽና ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ Gebremariam Weldegerima Oct 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰንደቕ ዕላማና ዓለም ለኸ ፅዕንቶ ፈጣሪ ምዃንና እነርእየሉ ምልክት ጉዕዞ ምብራኽ ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ። መበል 18 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ‘ሰንደቕ ዕላማና ንብስራት ዘበን ብራኸ ኢትዮጵያ፣ ብሄራዊ ሓድነትና፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ሎሚ መዓልቲ ክኽበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ መዓልቲ ደንደቕ ዕላማ ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ መደባት ክኽበር ኢዩ፡፡ እቲ ዕለት ‘ሰንደቕ ዕላማና ንብስራት ዘበን ብራኸ ኢትዮጵያ፣ ብሄራዊ ሓድነትና፣ ሉኣላዊነትናን ህዳሰ ኢትዮጵያን’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ክኽበር።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወታትና ልዕልና ሰንደቕና ዝውስኹ ኢዮም – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Oct 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓወታትና ልዕልና ሰንደቕና ዝውስኹ ኢዮም ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ሎሚ መዓል ዝኽበር መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣመልኪቱ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፤ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ናይ ለውጢ ዓመታት ዝላ ዘምፅኡ ዓወታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሌት ህዝቢ ንምምላእ ኣታዊ ብግቡእ ምእካብ ግዘ ዘይወሃቦ ጉዳይ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እናዓበዩ ዝኸዱ ጠለባት ህዝቢ ንምምላእ ኣታዊ ብግቡእ ምእካብ ግዘ ዘይህብ ገዛ ዕዮ ኢዩ ኢሎም ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መዓርግ ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ፡፡ ዝተጠዓዓመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ቤት ፍርዲ ብቴክኖሎጂ ዝተደገፈ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ኣቢያተ ፍርዲ ቅልጡፍን ብቴክኖሎጂ ዝተደገፈ ንምግባር ብቖራፅነት ይስራሕ ኣሎ ኡሎም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ፡፡ መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ስሩዕ ኣገልግሎት መጋባእያ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል በጀት ዓመት 2018…