ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ምምልኻዕ ሸገር ንዝተዋፈሩ ኣካላት አመስጊኖም Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 09 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ምምልኻዕ ሸገር ንዝተዋፈሩ ኣካላት አመስጊኖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ፥ ኣብ ፅባቐ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝለዓለ ለውጢ ንዝገበሩን ገንዘቦም፣ ጊዜኦምን ጉልበቶምን…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 38 ሰባት እንትርከቡ 13 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 09 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 17 ሺሕን 323 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 38 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ፕሮጀክት ምፅባቕ ሸገር ንዝተዋፈሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፕሮጀክት ምፅባቕ ሸገር ንዝተዋፈሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ኣብ ዘቐመጡዎ ፅሑፍ፥ “ምስሊ ከተማና ዝለዓለ ለውጢ ንኸርኢ ንዝገበሩን ገንዘቦም፣…
ኮሮናቫይረስ ኢትዮጵያ ብውድብ ጥዕና ዓለም ዝተጀመረ ወፍሪ ምፍላጥ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ተፀምቢራ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኢትዮጵያ ብውድብ ጥዕና ዓለም ዝተጀመረ ወፍሪ ምፍላጥ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ምፅምባራ ኣፍሊጠን። ናብቲ ወፍሪ “ማስክ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ምፀምባራ እውን ገሊፀን። ኣብቲ ወፍሪ ምፍላጥ መሸፈኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 700 ሺሕ ዶላር ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ንህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝውዕል700 ሺሕን 506 ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ምግባሩ ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ማሕበረሰብ ዳያስፖራ፥ ግድብ ህዳሰ ህንፀት ካብ ዝጀመረሉ እዋን ኣትሒዙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝቕፅሉ ናይ ክረምቲ ኣዋርሕ ስሩዕን ካብ ስሩዕ ንላዕሊን ዝናብ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ናይ ክረምቲ እዋናት ኣዋርሕ ስሩዕን ካብ ስሩዕ ንላዕሊን ዝናብ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኤጀንሲ ብሄራዊ ሚቲዮሮሎጂ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ምዕራብን ሰሜን ምዕራብን ኢትዮጵያ ስሩዕን ካብ ስሩዕ ንላዕሊን ዝኾነ መጠን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ልዕሊ 1 ሺሕን 500 ተሃነፅቲ ሕጊ ብይቕረታ ክፍትሑ ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፤ 8 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮማንድ ፖስት መኸተ ቫይረስኮሮና ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ 07 ነሓሰ 2012 ዓ.ም ብምኽንያት ቫይረስኮሮና 38 ደቂ ኣንስትዮ ዝርከበኦም 1 ሺሕን 568 ተሃነፅቲ ሕጊ ድሕንነቶም ንምሕላው ብይቕረታ ክፍትሑ ከምዝተወሰነ ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳርን ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትእምት ሓደጋ ውሕጅ ንዝበፅሖ ህዝቢ ዓፋር ልዕሊ ብር 2 ሚሊየን ዋጋ ዘለዎም ናውቲ ብሓገዝ ኣበርኪታ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምግባረ-ሰናይ ትእምት ምስ ትራንስ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ብምኽንያት ምምላእ ሩባ ኣዋሽ ንሓደጋ ውሕጅ ዝተቓልዑ ወገናት ልዕሊ ብር 2 ሚሊየን ዋጋ ዘለዎም ናውቲ ብሓገዝ ኣበርኪታ። ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ኣስሓይታ ብምኽንያት እቲ ሓደጋ ካብ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ክልል ዓፋር ልዕሊ ብር 7 ቢሊዮን ኮይኑ ዝቐረቡ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም እቲ ክልል ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር ኣብ ሓምሻይ ዓመት ዘበን ስራሕ 10ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ልዕሊ ብር 7 ቢሊዮን ኮይኑ ዝቐረቡ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም እቲ ክልልን ዝተፈላለዩ ሽመታትን ኣፅዲቑ። ሓላፊ ቢሮ ፋይናንስን ኢኮኖሚያዊ ልምዓትን ክልል ዓፋር…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ልዕሊ 1 ሺሕ ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፎም Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ን14 ሺሕን 540 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 1 ሺሕን 86 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ካብዚ ብተወሳኺ 16 ሰባት ህይወቶም ዝሰኣኑ እንትኾኑ፥ ብሓፈሻ ብምኽንያት…