Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣሜሪካ ብኣድልዎ ካብ ዝሓዘቶ ድርድር ግድብ ህዳሰ ወፂኣ ንሓቀኛ ድርድር ሓገዝ ክትገብር ነበር ሰብ መዚ እታ ሀገር ኣተሓሳሲቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣሜሪካ ብኣድልዎ ካብ ዝሓዘቶ ድርድር ግድብ ህዳሰ ወፂኣ ንሓቀኛ ድርድር ሓገዝ ክትገብር ነበር ሰብ መዚ እታ ሀገር ኣተሓሳሲቦም። እቶም ሰበስልጣናት ከምዝገለፁዎ፥ ሃገሮም ኣሜሪካ ኣብቲ ጉዳይ ዘይሻራዊ ክትከውንን ግልፂን ፍትሓዊን ከይዲ ሽምግልና…

ስራሕቲ ምፅራግ ደኒ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ማይ ዝዓርፈሉ ከባቢ ዝርከቡ እፅዋት ምፅራግ ተጀሚሩ። ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ልምዓት ኢንተርፕራይዛትን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ክልል ቤኒንሸንጉል ጉሙዝ ኣይተ በሽር ዓብዱራሂም፥ እቲ ክልል ብኢንተርፕራይዛት ኣቢሉ ዝፅረግ…

ሶማሊያ ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ቅዋም ኢትዮጵያ ከምትድግፍ ኣምባሳደር ሶማሊያ ኣብ ኢትዮጵያ አብዲሃኪም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሶማሊያ ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ቅዋም ኢትዮጵያ ከምትድግፍ ኣምባሳደር ሶማሊያ ኣብ ኢትዮጵያ ዓብዲሃኪም ዓብዱላሂ ዖማር ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንኢትዮጵያ ጥራሕ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 10 ብሉፃት መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ ቀዳማይ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 10 ብሉፃት ዓበይቲ መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ ሕዚ እውን ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ተሰሪዑ። ከም ፀብፃብ ኣፍሪካ ሎጂስቲክስ ዶት ኮም እንተኾይኑ፥ እቲ መገዲ ኣየር ብዝህቦ ኣገልግሎት ኣብ ኣፍሪካ ዘለዎ መሪሕነት ቀፂሉ ኣሎ። መገዲ…

ፀገማት ኣፍሪካዊያን መፍትሒኦም ብኣፍሪካዊያን ክረኸቡ ኣለዎም – ፕሬዚዳንት ኣልጄሪያ ኣብደልማዲድ ተቦኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፀገማት ኣፍሪካዊያን ብኣፍሪካዊያን መፍትሒ ክረኸቡ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ኣልጄሪያ ኣብደልማዲድ ተቦኒ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ነዙይ ዝገለፁ፥ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ፍሉይ ልኡኽን ፌዴሪኢ ብምዃን ኣብ ኣልጀሪያ እናገልገሉ ዝፀንሑ ኣምባሳደር…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 141 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 675 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 141 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ዕድሚኦም ካብ 2 ወርሒ ክሳብ 87…

ኢትዮጵያ ፌዴራሊስት ሓይሊታት ጥምረት ንህወሓትን ኢዴሕን ካብ ኣባልነት እቲ ጥምረት ሰሪዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ፌዴራሊስት ሓይሊታት ጥምረት ንውድብ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ(ህወሓት)ን ዴሞክራሲያዊ ሕብረት ኢትዮጵያ(ኢዴህ)ን ካብ ኣባልነት እቲ ጥምረት ከምዝሰረዘ ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያ ፌዴራሊስት ሓይሊታት ጥምረት መበል ራብዓይ ጠቕላላ ጉባኤኡ ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ “እንስራ” ኣብ ዝበሃል ማእኸል ስራሕቲ ኣይኖ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘሎ “እንስራ” ኣብ ዝበሃል ማእኸል ስራሕቲ ኣይኖ ዑደት ኣካይዶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፅ ከምዝበልዎ፥ ኣብ ማእኸል ንዝተዋፈራ ኣዴታት አንኳዕ ደስ…

ፋብሪካ ባኒ ሸገር ብዕሊ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነ ሰርዓት ምርቓት ፋብሪካ ባኒ ሸገር ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። እቲ ፋብሪካ ኣብ ሓደ ሰዓት 80 ሺሕ ባኒ ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ዘለዎ እንትኸውን፥ ኣብ ሓደ መዓልቲ ብሰለስተ ፈረቓ ክሳብ 2 ሚሊየን ባኒ ዘፍሪ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ  ክልልዊ መረፃ ንምክያድ ዓሊሙ ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ዘቕረቦ ሕቶ ከምዘይቕበል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ፥  ክልልዊ መረፃ ንምክያድ ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ዘቕረቦ ሕቶ ከምዘይቕበል ኣፍሊጡ። “ኮቪድ-19 እናተኸላኸልኩ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ፌዴሪኢ ዝእዝዞ ክልላዊ ምርጫ ንምክያድ ስለዝተወሰነ ቦርድ ምርጫ ነቲ ውሳነ ተቐቢሉ እቲ…