ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ 25 መፅናዕትታትን ምርምራትን ፖሊሲ ክሳለጡ እዮም Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ኣብ ዘፈራት ቴክኖሎጂ፣ ሰናይ ምምሕዳር፣ ዲሞክራሲ፣ ቁጠባውን ማሕበራውን ትኹረት ዝገበሩ 25 መፅናዕትታትን ምርምራትን ፖሊሲ ንምክያድ ተሊሙ ተግባራዊ ስራሕ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሕንነት ሃገር ኣብ ሓደጋ ብምእታውን ሚስጢር መንግስቲ ንጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣሕሊፎም ብምሃብን ገበን ዝተጠርጠሩ ውልቀሰባት ቤት ፍርዲ ቀሪቦም Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ድሕንነት ሃገር ኣብ ሓደጋ ብምእታው ሚስጢር መንግስቲ ኣብ ወፃኢ ንዘሎ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣሕሊፎም ብምሃብን ኣብዛ ሃገር ህውከትን ዕግርግርን ንክውላዕ ብምግባር ገበን ዝተጠርጠሩ ሓሙሽተ ውልቀሰባት ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። እቶም ተጠርጠርቲ፥ ነበር ሓላፊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሲቪክ ማሕበረሰብ እወንታዊ ክብሪታት ህዝቢ ንክጉልብቱ ክሰርሑ ከምዝግባእ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣተሓሳሲቦም Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሲቪክ ማሕበረሰብ እወንታዊ ክብሪታት ህዝቢ ንክጉልብቱ ክሰርሑ ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣተሓሳሲቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ተወከልቲ ትካላት ሲቪክ ማሕበረሰብ ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምርጫ ህወሓት ፀገም ቅድሚ ምስዓቡ መንግስቲ ጠጠው ከብሎ ይግባእ-ምሁራን Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ህወሐት ኣብ ክልል ትግራይ ከካይዶ ኢየ ዝበሎ ምርጫ ፀገም ቅድሚ ምስዓቡ መንግስቲ ፌዴራል ሕጊ ብምኽባር እቲ ተግባር ጠጠው ከብሎ ይግባእ ክብሉ ግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ ዘዘራረቦም ምሁራን ሕጊ ገሊፆም። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ወርሒ ክካየድ ተባሂሉ ተሓሲቡ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 773 ሰባት እንትርከቡ 13 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 11 ሺሕን 39 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 773 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ መዝገቦም ዝሓዘ ዳይና ንኽለዓለሎም ስምዕታ ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓቃቢ ሕጊ ኣብ እኒ ጃዋር መሓመድ መዝገብ መሰኻኽር ምስማዕ ጀሚሩ ዝነበረ ይኹን እምበር ኣኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ መዝገቦም ዝሓዘ ዳይና ካብ መዝገቦም ንኽለዓለሎም ስምዕታ ኣቕሪቦም። እቲ መጋባእያ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ምድብ መጋባእያ ኣራዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ ህዝቢን መንግስቲን ምጥርጣር ብምፍጣር ዝተጠርጠሩ ኣመራርሓታት ዞባ ወላይታ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ወላይታ ሕቶ ህዝቢ ብሰላማዊ መገዲ ከይፍታሕ፣ ኣብ ሞንጎ ህዝቢን መንግስቲን ምጥርጣር ንኽፍጠርን ለውጡ ምስዘይቕበሉ ኣካላት ብሓባር ይሰርሑ ነይሮም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ ኣመራርሓታት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ። ሓላፊ ቢሮ ሰላምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ብምኽንያት ሕክምና ዘቕረቡዎ ናይ ዋሕስ ሕቶ ቤት ፍርዲ ውድቂ ገይሩዎ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ብምኽንያት ሕክምና ዘቕረቡዎ ናይ ዋሕስ ሕቶ ቤት ፍርዲ ውድቂ እንትገብሮ መርማሪ ፖሊስ ንመወዳእታ እዋን ምርመርኡ ዛዚሙ ንኽቐርብ ተወሳኺ ሸውዓተ መዓልቲ ፈቒዱሉ። ኣብ ቤት ፍርዲ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ወረዳ ቢሾፍቱ ንካልኣይ ግዘ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፀግና ኦሮሚያ ከካይዶ ዝቐነየ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምምሕልላፍ ዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓርቲ ብልፀግና ኦሮሚያ ንኽልተ መዓልቲታ ኣብ እዋናዊ ክልላዊ ኩነታት ከካይዶ ዝቐነየ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምምሕልላፍ ዛዚሙ። እቲ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ኦሮሚያ ዘሳለጡዎ ኣኼባ ኣብ ሓፈሻዊ ከይዲ ለውጢ ዝነበሩ ጥንኩራትን…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሮም ካብ 400 ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 9 ሺሕን 35 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 565 ሰባት እንትርከቡ 17 ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሓለፈ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ…