Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ሰራሕተኛታት ሲቪል ሰርቪስ ናይ ተኣማንነትን ቅንዕናን እሴት ክላበሱ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢሳህለወርቅ ዘውዴ ብውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝተዳለወ መዓልቲ ሲቪል ሰርቪስ ኣድሂቡ ዝተሳለጠ ኣኼባ ኮንፈረንስ ቪዲዮ ተሳቲፈን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብቲ ኣኼባ ኣብ ዘስመዐኦ መደረ፥ ሰራሕተኛታት ሲቪል ሰርቪስ ትካላት ኣብ ምህናፅ ልዑል…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 186 ሰባት እንትርከቡ 3 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 34 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 186 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ስሩዕ ኣኼቡኡ ከካይድ ኢዩ

#ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዓመት መበል 17 ዘበን ስራሕ ስሩዕ ኣኼቡኡ ፅባሕ ኣብ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከካይድ ኢዩ። ኣብ ናይ ፅባሕ ኣኼቡኡ ድማ ቃለ ጉባኤ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 16 ስሩዕ ኣኼባን ሹመት ዝተጓደሉ…

ኣብ ትግራይ ኣብ ውሽጢ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 114 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ዝተገበረ ኮይኑ ኩሎም ቫይረስ ኮሮና ኣይተረኸበሎምን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ውሽጢ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 114 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ዝተገበረ ኮይኑ ኩሎም ቫይረስ ኮሮና ከምዘይተረኸቦም ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ ከምዝበሎ ክሳብ ሕዚ ኣብ ትግራይ 7,676‬ ምርመራ ቫይረስ ኮሮና…

ኢትዮጵያ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዘለዋ ቅዋም ንምግላፅ ትካላት ሃይማኖት ግደአን ክዋፅኣ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዘለዋ ቅዋም ንምግላፅ ትካላት ሃይማኖት ግደአን ክዋፅኣ ከምዝግባእ ተገሊፁ። እተን ትካላት ኣብ ግብፂ ይኹን ኣብ ኻልኦት ሃገራት ዓለም ዝርከባ ተመሳሰልቲ ትካላት ሃይማኖት መሰል ፍትሓዊ ተረባሕነትን ቅዋምን ኢትዮጵያ ኣብ…

ኣብ ተፋሰስ ሩባ ኣባይን ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያን ንመንግስቲ ዘማኽር ጥምረት ተመራመርቲን ሙሁራትን ክጣየሽ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ተፋሰስ ሩባ ኣባይ፣ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያን ካልኦት ጉዳያትን ንመንግስቲ ዘማኽር ጥምረት ተመራመርቲን ሙሁራትን ክጣየሽ ምዃኑ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ዶክተር ሳሙኤል ክፍሌ፥ እቶም ሙሁራት ኣብ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ገምጋም የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ኣድሂቡ ገምጋም የሳልጥ ኣሎ። ትማሊ ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት ብመንፅር ኢኮኖሚ ዘሳለጠኦም ተግባራት ምቕራበን ይፍለጥ። ሎሚ መዓልቲ ድማ ኣብ ማሕበራዊ ዘፈራት ዝተዋፈራ ሚኒስቴር…

ኢትየጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ምስ ግድብ ተተሓሒዙ ኣብ ዝገበረኦም ድርድር ተወከልቲ ግብፂ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታታት እናቐረቡ ውፅኢት ንኽስእን ንምግባር ተዳሊዮም…

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትየጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ምስ ግድብ ተተሓሒዙ ኣብ ዝገበረኦም ድርድር ተወከልቲ ግብፂ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታታት እናቐረቡ ውፅኢት ንኽስእን ንምግባር ተዳሊዮም ይመፅኡ ከምዝነበሩ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ገሊፆም። ኣይተ ገዱ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 185 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 775 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 185 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ዕድሚኦም ካብ 3 ወርሒ ክሳብ 80…

ግብፂ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ንሊግ ዓረብ ዘቕረበቶ ውሳነ ሓሳብ ጅቡቲ፣ ሶማሊያን ኳታርን ተቓዊመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግብፂ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ንሊግ ዓረብ ዘቕረበቶ ውሳነ ሓሳብ ጅቡቲ፣ ሶማሊያን ኳታርን ተቓዊመንኡ። ኣባል ሃገራት ሊግ ዓረብ ሎሚ መዓልቲ ኣኼብአን የሳልጣ ኣለዋ። እተን ሃገራት፥ ግብፂ ምስ ህዳሰ ግድብ ብምትሕሓዝ ዘቕረበቶ ውሳነ ሓሳብ ሓዊሱ…