ኮሮናቫይረስ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 19 ሰባት ቫይረስኮሮና ተረኺብዎም Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 367 ሰባት ብዘተገበረ ምርመራ ላባራቶሪ 19 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ካብቶም ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት እቶም ኣርባዕተ ወገናት ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጎንፂታት ኣቐዲምካ ንምክልኻል ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ኣሰራርሓ ኣብ ተግባር ውዒሉ – ሚኒስቴር ሰላም Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ጎንፂታት ከይፍጠሩ ኣቐዲምካ ንምክልኻል ዘኽእል ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ኣሰራርሓ ኣብ ተግባር ከምዘውዓለ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኣዩ ዘለዉ ጎንፂታት ኣቐዲምካ ንምክልኻል ዘኽእል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሃረሪ 35 ዘይሕጋዊ ሸጓጉጢ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ 35 ዘይሕጋዊ ሸጓጉጢ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ ርህክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኮማንደር ጣሰው ቻለው፥ ኣብቲ ክልል ወረዳ ሶፊ ሓይሊታት ፀፅታ ብዝገበሩዎ ዝተዋደደ ስራሕ 35 ሸጓጉጢን 2…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኦሮሚያ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ግምገማ የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኦሮሚያ ኣብቲ ክልል ዘጋጠሙ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ግምገማ የካይድ ኣሎ። እቲ መድረኽ ገምጋም ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ይሳለጥ ከምዘሎ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትዊተር ገፅ ፅሒፎም። ኣብቲ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ተዓዋቲ ልዑል ሽልማት ስፖርት ኣፍሪካ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ተዓዋቲ ልዑል ሽልማት ስፖርት ኣፍሪካ ኮይኖም። እቲ ሽልማት ማሕበር ብሄራዊ ኮሚቴታት ኦሎምፒክ ኣፍሪካ ንዕብየት ኦሎምፒክ ስፖርት ደገፍ ንዝገበሩ መራሕቲን ፍሉጣት ሰባትን ዝህቦ ኢዩ ተባሂሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ካብ ሽይጣት መፅሓፍ “መደመር” ዝተረኸበ 110 ሚሊየን ብር ንህንፀት ኣብያተ ትምህርቲ ኣረኪቦም Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ሽይጣት መፅሓፍ “መደመር” ዝተረኸበ 110 ሚሊየን ብር ንህንፀት ኣብያተ ትምህርቲ ኣረኪቦም። እቲ ገንዘብ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ንዝህነፁ ኣብያተ ትምህርቲ ዘረከቡ እንትኾኑ፥ ቀዳማዊት…
ኮሮናቫይረስ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዓሊሞም ብሞየኦም ኣብ ምግልጋል እናሃለዉ ህይወቶም ንዝሰኣኑ ዶ/ር ፍሰሃየ ኣለምሰገድ… Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2012 ( ኤፍ.ቢ.ሲ) ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዓሊሞም ብሞየኦም ኣብ ምግልጋል እናሃለዉ ህይወቶም ንዝሰኣኑ ዶ/ር ፍሰሃየ ኣለምሰገድ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ። ዶ/ር ፍስሃየ ኣለምሰገድ ተስፋሚካኤል ካብ ኣብኦም ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ካብ መሸጣ መፅሓፍ ምድማር ዝተረኸበ ብር 110 ሚሊየን ንመህነፂ ኣቢያተ ትምህርቲ ኣረኪቦም Gebremariam Weldegerima Aug 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ መሸጣ መፅሓፍ ምድማር ዝተረኸበ ብር 110 ሚሊየን ንመህነፂ ኣቢያተ ትምህርቲ ኣረኪቦም። እቶም ቀደማይ ሚኒትር እቲ ገንዘብ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ንዝህነፁ ኣቢያተ ትምህርቲ ዘረከቡ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 552 ሰባት እንትርከቡ 15 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Aug 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 9 ሺሕን 203 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 552 ሰባት እንትርከቡ 15 ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሓለፈ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቕንፀላ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ዝተጠርጠሩ ጥላሁን ያሚን ኣብዲ ኣለማየሁን ቤት ፍርዲ ቀሪቦም Gebremariam Weldegerima Aug 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2012 ( ኤፍ.ቢ.ሲ)ምስ ቕንፀላ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ብዝተተሓሓዘ ዝተጠርጠሩ ጥላሁን ያሚን ኣብዲ ኣለማየሁን ትማሊ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። 22 ሰነ 2012 ዓ.ም ምሸት ከባቢ ሰዓት 3 ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ምቕንፃሉ ስዒቡ፥ ብገበን ቅንፀላ ዝተጠርጠሩ ጥላሁን ያሚን…