ግብፂ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ከይዲ ድርድር እናሃለወ ናብ ቤት ምኸሪ ፀፅታ ምውሳዳ ከምዘይትቕበሎ ሱዳን ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፂ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ከይዲ ድርድር እናሃለወ ናብ ቤት ምኸሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት ምውሳዳ ከምዘይትቕበሎ ሱዳን ኣፍሊጣ።
ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሱዳን ዑመር ቀመረዲን ምስ ቢቢሲ ዓረቢኛ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኢትዮጵያ ቀዳማይ…