Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ቀዳማይ ሚኒስር ኣቢይ ኣብ ሊባኖስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ቤሩት ምስ ዝርከብ ቆንስላ ኢትዮጵያ ንክራኸቡ ኣተሓሳሲቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሊባኖስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ከተማ ቤሩት ምስ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ኢትዮጵያ ንክራኸቡ ኣተሓሳሲቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ቤሩት ብዝበፅሐ ልዑል ሓደጋ ምፍንጃር ዘጋጠመ መጉዳእቲ…

ኢትጵያ ኣብ ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ናይ ባዕላ ደምቢ ኣመላልኣ ግድብ ኣቕሪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትጵያ ኣብ ሞንጎ ሰለስቲአን ሃገራት እናተካየደ ኣብ ዝርከብ ድርድር ግድብ ህዳሰ ናይ ባዕላ ደምቢ ኣመላልኣ ግድብ ኣቕሪባ። ሚኒስትራት ማይ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ዝተሳተፉሉ ሰለስተኣዊ ድርድር፥ ብኮንፈረንስቪዲዮ ተሓጊዙ ካብ ብቕድሚ ትማሊ ጀሚሩ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ተወሰኽቲ 588 ሰባት እንትርከቡ 7 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓት ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 201 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 588 ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሸውዓተ ሰባት ብምኽንያት እቲ ቫይረስ ህይወቶም ከምዝሓለፈ…

ኮቪድ -19 ንምክልካል ዓሊሙ ኣብ ዝሳለጥ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምርመራን ምክልኻልን ተሳትፎ ሕብረተሰብ ዕዙዝ ክኸውን ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዓሊሙ ኣብ ዝግበር ሃገራዊ ምርመራን ምክልኻልን ዝህሉ ተሳትፎ ሕብረተሰብ ወሳኒ ከምዝኾነ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብኡ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ሕብረተሰብ ሐዚ…

ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንኢ/ር ታከለ ኡማ ህያብ ኣፍልጦ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሓምለ ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኢንጂነር ታከለ ኡማ ናብ ሓላፍነት ካብ ዝመፅኡ ጀሚሩ ንዝፈፀምዎም እወንታዊ ስራሕቲ ህያብ ኣፍልጦ ኣበርኪቱሎም። እቶም ምክትል ከንቲባ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝስርሑ ስራሕቲ ነበርቲ እታ ከተማ ዘተኮሩ ንክኾኑ…

መንግስቲን ትካላት ሃይማኖትን ኣብ ምርግጋፅ ሓድነትን ሰላምን ሃገር ብሓባር ክሰርሑ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲን ትካላት ሃይማኖትን ኣብ ምርግጋፅ ሓድነትን ሰላምን ሃገር ብሓባር ክሰርሑ ከምዝግባእ ተገሊፁ። ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ መበል 12 ስሩዕ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ላዕለዎት ኣመራርሓ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ፣…

ሰራሕተኛታት ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራሕተኛታት ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ሎሚ መዓልቲ ኣካይዶም። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ በቀለ ሙለታ፥ ጋዜጠኛታትን ሰራሕተኛታትን እቲ ትካል ኣካል እዚ ወለዶ ብምዃኖም ክታም…

ንጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዝተገበረ ሽይጣት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 66 ነጥብ 4 ሚሊየን ዶላር ከምዝተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣብ ዓመተ 2012 ንጎረባብቲ ሃገራት ሱዳንን ጅቡቲን ካብ ዝተገበረ ሽይጣት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 66 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝተረኸበ ኣፍሊጡ። ኣብዚ ዓመት ካብ ዝተኣከበ ኣታዊ እቲ 37 ነጥቢ 1 ሚሊየን…

ሰለስተኣዊ መድረኽ ድርድር ግድብ ህዳሰ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ዝተጀመረ ሰለስተኣዊ መድረኽ ድርድር ግድብ ህዳሰ ሎሚ መዓልቲ እውን ይቕፅል ኣሎ። ሚኒስትራት ማይ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ዝሳተፍሉ እቲ ሰለስቲኣዊ ድርድር ብቪዲዮ ኮንፍረንስ ይካየድ ከምዘሎ ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ፌዴሪኢ ኣብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 583 ሰባት እንትርከቡ 26 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 907 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 583 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም…